ቀዳም
“ብተስፋ ተሓጐሱ። ኣብ ትሕቲ ጸበባ ተጻወሩ”—ሮሜ 12:12
ቅድሚ ቐትሪ
9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ
9:30 መዝሙር ቍ. 44ን ጸሎትን
9:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ የሆዋ ‘ተጻዋርነትን መጸናንዕን ይህብ’
ንድኹማትን ንእተጨነቑን (ሮሜ 15:4, 5፣ 1 ተሰሎንቄ 5:14፣ 1 ጴጥሮስ 5:7-10)
ብስጋ ንእተሸገሩ (1 ጢሞቴዎስ 6:18)
‘ንዘኽታማት’ (መዝሙር 82:3)
ብዕድመ ንዝደፍኡ (ዘሌዋውያን 19:32)
10:50 መዝሙር ቍ. 138ን ምልክታታትን
11:00 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ዚጻወር ቤት ህነጹ
‘በቲ ዘሎኩም ዕገቡ’ (እብራውያን 13:5፣ መዝሙር 127:1, 2)
ንደቅኹም ካብ ‘እከይ’ ሓልውዎም” (ሮሜ 16:19፣ መዝሙር 127:3)
ንደቅኹም ‘በታ ኪኸዱላ ዚግብኦም መገዲ’ ኪኸዱ ኣሰልጥንዎም (ምሳሌ 22:3, 6፣ መዝሙር 127:4, 5)
11:45 ጥምቀት፦ ‘ኣይትፍርሁ!’ (1 ጴጥሮስ 3:6, 12, 14)
12:15 መዝሙር ቍ. 79ን ዕረፍትን
ድሕሪ ቐትሪ
1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ
1:45 መዝሙር ቍ. 126
1:50 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ‘ነቶም እተጻወሩ’ ምሰልዎም
እዮብ (እዮብ 10:12፣ 30:9, 10)
ጓል ይፍታሕ (መሳፍንቲ 11:36-40)
ኤርምያስ (ኤርምያስ 1:8, 9)
2:35 ድራማ፦ ንሰበይቲ ሎጥ ዘክርዋ—2ይ ክፋል (ሉቃስ 17:28-33)
3:05 መዝሙር ቍ. 111ን ምልክታታትን
3:15 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ካብ ፍጥረት ተጻዋርነት ተምሃሩ
ገመል (ይሁዳ 20)
ኣእዋም ኣኽራን (ቈሎሴ 2:6, 7፣ 1 ጴጥሮስ 5:9, 10)
ጽምብላሊዕ (2 ቈረንቶስ 4:16)
ተርን ኣርክቲክ (1 ቈረንቶስ 13:7)
ተምበሃረጆ ቐላይ (እብራውያን 10:39)
ኣእዋም ሰራው (ኤፌሶን 6:13)
4:15 ኣቱም ውሉዳት፡ ተጻዋርነትኩም ንየሆዋ የሐጕሶ እዩ! (ምሳሌ 27:11)
4:50 መዝሙር ቍ. 135ን መዕጸዊ ጸሎትን