ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • CO-pgm22 ገጽ 8
  • ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ
  • መደብ ኣኼባ ዞባ 2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2021
  • ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2020
  • ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2023
  • ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2024
ዝያዳ ርአ
መደብ ኣኼባ ዞባ 2022
CO-pgm22 ገጽ 8

ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ

ወፈያ፦ እዚ ኣኼባ ዞባ እዚ፡ ብልዕሊ 500 ቛንቋ ይትርጐም ኣሎ። እቲ ብፍታው እትገብሮ ወፈያ ነዚ ዓለምለኻዊ ዕዮ ንምድንፋዕ ዚሕግዝ እዩ። ብኢንተርነት ኣብ donate.jw.org ወፈያ ኽትገብር ትኽእል ኢኻ። ኵሉ እቲ እትገብሮ ወፈያ ኣዝዩ ዚነኣድ እዩ። ኣመሓዳሪ ኣካል ከኣ ስለቲ ንረብሓታት መንግስቲ ኣምላኽ ንምድንፋዕ ኢልካ እትገብሮ ልግሲ ኺንእደካ ይፈቱ።

ጥምቀት፦ ሽማግለታትኩም ኣብ ከባቢኹም ዘሎ ዅነታት ኣብ ግምት ብምእታው፡ ናይ ጥምቀት ሕጹያት ደድሕሪ እቲ ናይ ቀዳም ቅድሚ ቐትሪ ኽፍለ ግዜ ኺጥመቑሉ ዚኽእሉ ምሹእ መሰናድዎ ገይሮም ኣለዉ።

ቤት ትምህርቲ ወንጌላውያን መንግስቲ ኣምላኽ

ሓደ ጽምዲ ሰብ ሓዳር በታ “ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!” ዘርእስታ መጽሓፍ ገይሮም ንሓደ መንእሰይ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ይመርሑሉ።

ካብ 23 ክሳዕ 65 ዓመት ዝዕድሚኦም ኣገልግሎቶም ኬስፍሑ ዚደልዮ ፈለምቲ፡ ምስ ጸሓፊ ጉባኤኦም ተራኺቦም ኣብ ቤት ትምህርቲ ወንጌላውያን መንግስቲ ኣምላኽ ንምእታው ዜድሊ መመልከቲ ኺመልኡ ዕድመ ቐሪቡሎም ኣሎ።

ብኣመሓዳሪ ኣካል ናይ የሆዋ መሰኻኽር እተዳለወ

© 2022 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ