ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • CO-pgm21 ገጽ 8
  • ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ
  • መደብ ኣኼባ ዞባ 2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2022
  • ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2020
  • ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2023
  • ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2024
ዝያዳ ርአ
መደብ ኣኼባ ዞባ 2021
CO-pgm21 ገጽ 8

ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ

ወፈያ እዚ ኣኼባ ዞባ እዚ፡ ብልዕሊ 400 ቛንቋ ይትርጐም ኣሎ። እቲ ብፍታው እትገብሮ ወፈያ ነዚ ዓለምለኻዊ ዕዮ ንምድንፋዕ ዚሕግዝ እዩ። ብኢንተርነት ኣብ donate.jw.org ወፈያ ኽትገብር ትኽእል ኢኻ። ኵሉ እቲ እትገብሮ ወፈያ ኣዝዩ ዚነኣድ እዩ። ኣመሓዳሪ ኣካል ከኣ ነቲ ንረብሓታት መንግስቲ ኣምላኽ ንምድንፋዕ ኢልካ እትገብሮ ልግሲ ኺንእደካ ይፈቱ።

ጥምቀት ሽማግለታትኩም ኣብ ከባቢኹም ዘሎ ዅነታት ኣብ ግምት ብምእታው፡ ናይ ጥምቀት ሕጹያት ደድሕሪ እቲ ናይ ቀዳም ቅድሚ ቐትሪ ኽፍለ ግዜ ኺጥመቕሉ ዚኽእሉ ምሹእ መሰናድዎ ገይሮም ኣለዉ።

ኣብ ህንዲ፡ ክልተ ኣሓት ጥቓ ዓረብያ ጽሑፋት ደው ኢለን ንሓደ ሰብኣይ ይሰብካሉ።

ቤት ትምህርቲ ወንጌላውያን መንግስቲ ኣምላኽ ካብ 23 ክሳዕ 65 ዓመት ዝዕድሚኦም ኣገልግሎቶም ኬስፍሑ ዚደልዮ ፈለምቲ፡ ምስ ጸሓፊ ጉባኤኦም ተራኺቦም ኣብ ቤት ትምህርቲ ወንጌላውያን መንግስቲ ኣምላኽ ንምእታው ዜድሊ መመልከቲ ኺመልኡ ዕድመ ቐሪቡሎም ኣሎ።

ብኣመሓዳሪ ኣካል ናይ የሆዋ መሰኻኽር እተዳለወ

© 2021 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ