እምነትኩም ኣደልድሉ!
ቅድሚ ቐትሪ
9:40 ሙዚቃ
9:50 መዝሙር ቍ. 119ን ጸሎትን
10:00 ሎሚ እምነትና ኸነደልድል ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧
10:15 “ነቲ ዘይርአ” ትርእይዎ ዲኹም፧
10:30 “እምነት ካብ ምስማዕ እያ”
10:55 መዝሙር ቍ. 104ን ምልክታታትን
11:05 ‘እቲ ፍረ መንፈስ እምነት እዩ’
11:35 ወፈያን ጥምቀትን
12:05 መዝሙር ቍ. 50
ድሕሪ ቐትሪ
1:20 ሙዚቃ
1:30 መዝሙር ቍ. 3
1:35 ተመክሮታት
1:45 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ
2:15 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንኻልኦት እምነቶም ኬደልድሉ ሓግዝዎም
• ንመንእሰያት ደቅኹም ሓግዝዎም
• ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስኩም ሓግዝዎም
• ንክርስትያናት ብጾትኩም ሓግዝዎም
3:00 መዝሙር ቍ. 38ን ምልክታታትን
3:10 ‘ናብቲ ናይ እምነትና ቐንዲ ወኪልን ፍጹም ገባርን ኣተኲርና ንጠምት’
3:55 መዝሙር ቍ. 126ን ጸሎትን