ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 104
  • ኣምላኽ ዚህበና ውህበት መንፈስ ቅዱስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣምላኽ ዚህበና ውህበት መንፈስ ቅዱስ
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ብመንፈስ ኣምላኽ እንምራሕ ስለምንታይ ኢና፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • መንፈስ ቅዱስ ኣብ ህይወትካ ዜድልየካ ሓይሊ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • መንፈስ ቅዱስ እንታይ እዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • ኣብ ቀዳማይ ዘመን ኰነ ሎሚ ብመንፈስ ኣምላኽ ዚምርሑ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 104

መዝሙር 104

ኣምላኽ ዚህበና ውህበት መንፈስ ቅዱስ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ሉቃስ 11:13)

  1. 1. የሆዋ ኣምላኽ፡ መሓሪ ኣቦ፡

    ትዓቢ ኻብ ሓጥእ ልብና፣

    ጾርና ኽንክእሎ ኣበርትዓና፣

    ብመንፈስካ ኣጸናንዓና።

  2. 2. ሓራ ኻብ ሓጥያት ስለ ዘይኰንና፡

    ይጐድለና እዩ ኽብርኻ፣

    ኦ ኣምላኽ ስማዕ ንልማኖና፣

    ወርትግ ሃበና ቕዱስ መንፈስካ።

  3. 3. እንተ ደኺምና፡ ’ተ ተሓሊልና፡

    መንፈስ ቅዱስ የበርትዓና፣

    መታን ከም ንስሪ ኽንድይብ ላዕሊ፡

    ንጡፍ ሓይልኻ ግዳ ሃበና።

(መዝ. 51:11፣ ዮሃ. 14:26፣ ግብ. 9:31 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ