ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • CO-pgm25 ገጽ 2-3
  • ዓርቢ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዓርቢ
  • መደብ ኣኼባ ዞባ 2025
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዓርቢ
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2024
  • ቀዳም
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2025
  • ቀዳም
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2024
  • ሰንበት
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2025
ዝያዳ ርአ
መደብ ኣኼባ ዞባ 2025
CO-pgm25 ገጽ 2-3
ስእልታት፦ ኣብ ናይ ዓርቢ መደብ ዚጐልሕ ነገራት። 1. የሱስ ኣብ ሓንቲ ቤት ኰይኑ ይጽሊ። 2. የሱስ ኣብ ነዊሕ ከረን ኰይኑ ንመንግስትታት ዓለም ይርእየን። 3. ኣብዚ ግዜና፡ ሓደ መንእሰይ ኣብ ክፍሉ ዀይኑ የስተንትን።

ዓርቢ

“ንየሆዋ ኣምላኽካ ኣምልኮ”—ማቴዎስ 4:10

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 9:30 መዝሙር ቍ. 74ን ጸሎትን

  • 9:40 መደረ ኣቦ መንበር፦ ንጹህ ኣምልኾ እንታይ እዩ፧ (ኢሳይያስ 48:17፣ ሚልክያስ 3:16)

  • 10:10 መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦

    ወንጌል የሱስ፦ 2ይ ምዕራፍ

    “ወደይ እዚ እዩ”—1ይ ክፋል (ማቴዎስ 3:1–4:11፣ ማርቆስ 1:12, 13፣ ሉቃስ 3:1–4:7፣ ዮሃንስ 1:7, 8)

  • 10:40 መዝሙር ቍ. 122ን ምልክታታትን

  • 10:50 ዓውደ መጽናዕቲ፦ መሲሓዊ ትንቢት ተፈጺሙ!—1ይ ክፋል

    • • ኣምላኽ ኣፍልጦ ይህቦ (መዝሙር 2:7፣ ማቴዎስ 3:16, 17፣ ግብሪ ሃዋርያት 13:33, 34)

    • • ካብ ዘርኢ ንጉስ ዳዊት ይትንስእ (2 ሳሙኤል 7:12, 13፣ ማቴዎስ 1:1, 2, 6)

    • • “መሲሕ፡ እቲ መራሒ” ዀይኑ ይቕባእ (ዳንኤል 9:25፣ ሉቃስ 3:1, 2, 21-23)

  • 11:45 ንዓለም ዚገዝኣ ዘሎ ብሓቂ መን እዩ፧ (ማርቆስ 12:17፣ ሉቃስ 4:5-8፣ ዮሃንስ 18:36)

  • 12:15 መዝሙር ቍ. 22ን ዕረፍትን

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 1:45 መዝሙር ቍ. 121

  • 1:50 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ካብቲ የሱስ ነቲ ፈታኒ ዝሃቦ ምላሽ ተምሃሩ!

    • • ብቓል የሆዋ ንበሩ (ማቴዎስ 4:1-4)

    • • ንየሆዋ ኣይትፈትንዎ (ማቴዎስ 4:5-7)

    • • ንየሆዋ ንበይኑ ኣምልኽዎ (ማቴዎስ 4:10፣ ሉቃስ 4:5-7)

    • • ንሓቂ ተጣበቑላ (1 ጴጥሮስ 3:15)

  • 2:50 መዝሙር ቍ. 97ን ምልክታታትን

  • 3:00 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ካብታ የሱስ ዝነበረላ ምድሪ ዚርከብ ትምህርቲ

    • • በረኻ ይሁዳ (ማቴዎስ 3:1-4፣ ሉቃስ 4:1)

    • • ስንጭሮ ዮርዳኖስ (ማቴዎስ 3:13-15፣ ዮሃንስ 1:27, 30)

    • • የሩሳሌም (ማቴዎስ 23:37, 38)

    • • ሰማርያ (ዮሃንስ 4:7-9, 40-42)

    • • ገሊላ (ማቴዎስ 13:54-57)

    • • ፊንቄ (ሉቃስ 4:25, 26)

    • • ሶርያ (ሉቃስ 4:27)

  • 4:10 የሱስ ኣብ ነፍሲ ወከፍና እንታይ እዩ ዚርኢ፧ (ዮሃንስ 2:25)

  • 4:45 መዝሙር ቍ. 34ን መዕጸዊ ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ