‘ብብስራት ኣይንሓፍርን ኢና’
ቅድሚ ቐትሪ
9:40 ሙዚቃ
9:50 መዝሙር ቍ. 67ን ጸሎትን
10:00 ‘ብብስራት ኣይንሓፍርን ኢና’—ስለምንታይ፧
10:15 ነቲ ብስራት ተጣበቑሉ
10:30 ‘ዜሕፍር ዘይብሎም ዓየይቲ’ ኹኑ
10:55 መዝሙር ቍ. 73ን ምልክታታትን
11:05 መንፈስ ሓይልን ፍቕርን ልብምናን ምርኣይ
11:35 ጥምቀት፦ ወትሩ ‘ነቲ ብስራት ተገዛእቲ ኹኑ’
12:05 መዝሙር ቍ. 75
ድሕሪ ቐትሪ
1:20 ሙዚቃ
1:30 መዝሙር ቍ. 77
1:35 ተመክሮታት
1:45 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ
2:15 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ኣይንሓፍርን ኢና
• ብስነ ምግባራዊ መለክዒታት ኣምላኽ
• ብመንግስቲ ኣምላኽ
• ብተወከልቲ ኣምላኽ
3:00 መዝሙር ቍ. 40ን ምልክታታትን
3:10 ‘ብየሆዋ ተመክሑ’
3:55 መዝሙር ቍ. 7ን ጸሎትን