ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • wp16 ቍ. 4 ገጽ 16
  • መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2016
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሃይማኖት፡ ሰብ ዘምጸኦ ድዩ፧
  • ኣባል ሓንቲ ሃይማኖት ክትከውን ግድን ኣድላዪ ድዩ፧
  • ሃይማኖት
    ንቕሑ!—2014
  • ኣባል ሓንቲ እተወደበት ሃይማኖት ክትከውን ኣድላዪ ድዩ፧
    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
  • ከመይ ገይረ እየ ነታ ናይ ሓቂ ሃይማኖት ክረኽባ ዝኽእል፧
    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
  • ነታ ቅንዕቲ ሃይማኖት ረኺብካያዶ ኣሎኻ?
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1994
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2016
wp16 ቍ. 4 ገጽ 16
ሓንቲ ስድራ ቤት ናብ እተፈላለየ ቦታታት ኣምልኾ ትጥምት

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ሃይማኖት፡ ሰብ ዘምጸኦ ድዩ፧

ገሊኦም ሰባት እንታይ ይኣምኑ፧ ገሊኦም ሰባት ሃይማኖት ብደቂ ሰብ ከም ዝመጸ ኺኣምኑ ኸለዉ፡ ካልኦት ግና ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ናብኡ ኸም ዚቐርቡ ንምግባር ሃይማኖት ከም ዚጥቀም እዮም ዚሓስቡ። እንታይ ይመስለካ፧

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

‘ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ኣቦን ንጽህትን ዘይረኸሰትን ሃይማኖት’ ኣላ። (ያእቆብ 1:27፣ እግረ ጽሑፍ) ንጽህቲ ወይ ናይ ሓቂ ሃይማኖት ካብ ኣምላኽ እያ እትመጽእ።

ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ተወሳኺ ነገር ንምሃር፧

  • ሓንቲ ሃይማኖት ንኣምላኽ ምእንቲ ኸተሐጕስ፡ ኣብ ሓቅታት መጽሓፍ ቅዱስ ክትምስረት ኣለዋ።—ዮሃንስ 4:23, 24።

  • ኣብ ሓሳባት ሰባት እተመስረታ ሃይማኖታት ከንቱ እየን።—ማርቆስ 7:7, 8።

ኣባል ሓንቲ ሃይማኖት ክትከውን ግድን ኣድላዪ ድዩ፧

እንታይ ምበልካ፧

  • እወ

  • ኣይኰነን

  • ከከም ኵነታቱ

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

“ንፍቕርን ንሰናይ ግብርን ንምንቕቓሕ ኣብ ንሓድሕድና ነስተብህል። ንሓድሕድና ንተባባዕ እምበር፡  . . . ኣኼባና ኣይንሕደግ።” (እብራውያን 10:24, 25) ኣምላኽ፡ ኣምለኽቱ ብጕጅለ ተወዲቦም ኪእከቡ እዩ ዚደልዮም።

ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ተወሳኺ ነገር ንምሃር፧

  • እቶም ንኣምላኽ ብሓደ ዀይኖም ዜምልኹ፡ ኣብ ዚኣምንዎ ነገራት ሓድነት ኪህልዎም ይግባእ።—1 ቈረንቶስ 1:10, 11።

  • ኣባላት እታ ኣምላኽ ዚሰምራ ሃይማኖት ዓለምለኻዊ ሕውነት የቝሙ።—1 ጴጥሮስ 2:17።

ዝያዳ ሓበሬታ እንተ ደሊኻ፡ ኣብዛ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ኣብ ምዕራፍ 15 ርአ

ኣብ www.pr418.com/ti እውን ትርከብ እያ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ