ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • wp17 ቍ. 6 ገጽ 16
  • መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2017
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣርማጌዶን እንታይ እዩ፧
  • ካብ ውግእ ኣርማጌዶን ምድሓን ይከኣል ድዩ፧
  • ውግእ ኣርማጌዶን እንታይ እዩ፧
    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
  • ኣርማጌዶን ዜሐጕስ መጀመርታ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
  • ኣርማጌዶን ገሊኣቶም ብዛዕባኡ እንታይ ይብሉ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ኣርማጌዶን ብስራት እያ!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2017
wp17 ቍ. 6 ገጽ 16
ካብ ኵሎም ኣህዛብ እተኣከቡ “ብዙሓት ህዝቢ፡” ካብ ኣርማጌዶን ይድሕኑ

ካብ ኵሎም ኣህዛብ እተኣከቡ ማእለያ ዘይብሎም “ብዙሓት ህዝቢ” ኻብ ኣርማጌዶን ኪድሕኑ እዮም

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣርማጌዶን እንታይ እዩ፧

ገሊኦም ሰባት . . .

ብኑክልየሳዊ ኣጽዋር ወይ ብኸባብያዊ ዕንወት ዜጋጥም ዓለምለኻዊ ጥፍኣት ከም ዝዀነ ይኣምኑ። ንስኻኸ እንታይ ይመስለካ፧

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣርማጌዶን፡ “ውግእ እታ ዓባይ መዓልቲ እቲ ዅሉ ዚኽእል ኣምላኽ” ዚካየደሉ ምሳልያዊ ቦታ እዩ። ኣምላኽ ድማ፡ ኣንጻር እኩያት ሰባት እዩ ኺዋጋእ።—ራእይ 16:14, 16።

ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ተወሳኺ ነገር ንምሃር፧

  • ኣምላኽ፡ ውግእ ኣርማጌዶን ዚዋጋእ፡ ንምድሪ ኼጥፍኣ ኢሉ ዘይኰነስ፡ ብደቂ ሰብ ካብ ምጥፋእ ኬድሕና ኢሉ እዩ።—ራእይ 11:18።

  • ውግእ ኣርማጌዶን ንዅሉ ውግኣት መወዳእታ ኺገብረሉ እዩ።—መዝሙር 46:8, 9።

ካብ ውግእ ኣርማጌዶን ምድሓን ይከኣል ድዩ፧

እንታይ ምበልካ፧

  • እወ

  • ኣይፋል

  • ምናልባት

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ካብ ኵሎም ኣህዛብ እተኣከቡ “ብዙሓት ህዝቢ፡” ካብቲ ብውግእ ኣርማጌዶን ዜብቅዕ “ብርቱዕ ጸበባ” ኺድሕኑ እዮም።—ራእይ 7:9, 14።

ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ተወሳኺ ነገር ንምሃር፧

  • ኣምላኽ ብእተኻእለ መጠን ብዙሓት ሰባት ካብ ኣርማጌዶን ኪድሕኑ እዩ ዚደሊ። ንእኩያት ዜጥፍኦም ከም ናይ መወዳእታ ኣማራጺ ገይሩ ስለ ዚርእዮ ጥራይ እዩ።—ህዝቅኤል 18:32።

  • መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ኣርማጌዶን ብኸመይ ክትድሕን ከም እትኽእል ይገልጽ።—ጸፎንያስ 2:3።

ዝያዳ ሓበሬታ እንተ ደሊኻ፡ ኣብታ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ኣብ ምዕራፍ 8 ርአ

ኣብ www.pr418.com/ti እውን ትርከብ እያ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ