ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/03 ገጽ 7
  • ንበዓል ዝኽሪ ዝኸውን መዘኻኸሪታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንበዓል ዝኽሪ ዝኸውን መዘኻኸሪታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2003
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንበዓል ዝኽሪ ዝኸውን መዘኻኸሪታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2002
  • ንበዓል ዝኽሪ ዚኸውን መዘኻኸሪታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2006
  • ንበዓል ዝኽሪ ዝኸውን መዘኻኸሪታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2001
  • ንበዓል ዝኽሪ ዝኸውን መዘኻኸሪታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1998
ዝያዳ ርአ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2003
km 3/03 ገጽ 7

ንበዓል ዝኽሪ ዝኸውን መዘኻኸሪታት

ናይዚ ዓመት እዚ በዓል ዝኽሪ ረቡዕ 16 ሚያዝያ እዩ ዝውዕል። ሽማግለታት ነዚ ዝስዕብ ነገራት ቈላሕታ ኽገብርሉ ይግባእ:-

◼ እቲ ኣኼባ ዝግበረሉ ሰዓት ክውሰን ከሎ: እቲ ምሳልያዊ ቕጫን ወይንን ጸሓይ ድሕሪ ምዕራባ ኽዘውር ኣለዎ።

◼ ዝከኣል እንተ ዀይኑ: ነፍሲ ወከፍ ጉባኤ ንበይና በዓል ዝኽሪ ኸተብዕል ኣለዋ።

◼ ንዅሎም: ነቲ ኣቦ መንበርን ተዛራባይን እውን ሓዊስካ: እቲ በዓል ዝግበረሉ ሰዓትን ቦታን ብልክዕ ክንገሮም ኣለዎ።

◼ እቲ ግቡእ ዓይነት ቅጫን ወይንን ክቕረብ ኣለዎ።—ናይ 15 ለካቲት 1985 ግምቢ ዘብዐኛ (እንግሊዝኛ) ገጽ 19 ከምኡውን ኣብ ናይ ጥሪ 2003 ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና ዝወጸ ምልክታ ርአ።

◼ ቢያትታት: ቢኬሪታት: ግቡእ ዝዀነ ጣውላ: ከምኡውን ናይ ጣውላ ጨርቂ ኣቐዲሙ ናብቲ ኣደራሽ ክመጽእን ክዳሎን ኣለዎ።

◼ እቲ ኣደራሽ መንግስቲ ወይ ካልእ ናይ መአከቢ ቦታ ኣቐዲሙ ኣጸቢቑ ኽጸሪ ኣለዎ።

◼ ተቐበልቲ ኣጋይሽን እቶም ዘዝሩን ኣቐዲሞም ክምረጹ: ብዛዕባ ሓላፍነቶም: ግቡእ ዝዀነ ኣሰራርሓ: እቲ ምሳልያዊ ቕጫን ወይንን ተኣከብቲ እናተቐባበሉ ኸሕልፍዎ ኸም ዘለዎም: ከምኡውን ብዛዕባ ምዕሩግ ኣከዳድናን ኵለንትናዊ ኣቃውማን መምርሒ ኽወሃቦም ኣለዎ።

◼ ነቶም ካብ ቅቡኣት ኰይኖም ብሰንኪ እርጋንን ሕማምን ክመጹ ዘይክእሉ እቲ ቕጫን ወይንን ንምቕራብ ምድላዋት ክግበር ኣለዎ።

◼ ክልተ ወይ ካብኡ ንላዕሊ ጉባኤታት ኣብ ሓንቲ ኣደራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ክጥቀማ መደብ እንተደኣ ገይረን: ኣብ ደገ ምጽቕቓጥ ምእንቲ ኸይህሉ ኣብ መንጎ ጉባኤታት ጽቡቕ ምትሕብባር ክግበር ኣለዎ። ዝከኣል እንተ ዀይኑ ኣብ መንጎ ኽልተ ኣኼባታት ካብ 30 ክሳዕ 45 ደቒቕ ፍልልይ ክግበር ኣለዎ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ