ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 10/11 ገጽ 7
  • ኣብ ምንታይ ኵነታት እዩ ዘሎ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብ ምንታይ ኵነታት እዩ ዘሎ፧
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ብእተፈላለየ ቛንቋታት ጽሑፋት ምብርካት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2003
  • ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋትና ብጥበብ ተጠቐመሉ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2005
  • ሳጹን ሕቶ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ጽሑፋትና ብጥበብ ንጠቐመሉ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2000
ዝያዳ ርአ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
km 10/11 ገጽ 7

ኣብ ምንታይ ኵነታት እዩ ዘሎ፧

ብዛዕባ ዝዀነ ይኹን ክንዕድሎ ዝሓሰብና ጽሑፍ ከምኡ ኢልና ኽንሓትት ግቡእ እዩ። እተዓጻጸፈ፡ ዝሃሰሰ፡ ዝረስሐ፡ ወይ እተቐድደ ዘበለ ጽሑፍ ብዛዕባ ውድብና ሕማቕ መልእኽቲ ዜመሓላልፍ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ነቲ ብዓል ቤት ነቲ ባህ ዜብልን ህይወት ዜድሕንን መልእኽቲ እቲ ጽሑፍ ከም ዘየቕልበሉ ኺገብሮ ይኽእል እዩ።

ንጽሑፋትና ብጽፈት ክንሕዞ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ መብዛሕትኦም ኣስፋሕቲ ኣብቲ ንኣገልግሎት ዚጥቀሙሉ ቦርሳኦም፡ ሓደ ዓይነት ጽሑፍ ካብቲ ኻልእ ፈልዮም ዜቐምጡሉ ኽፋላት ኣለዎም። ንኣብነት፡ ንመጻሕፍቲ ንበይኑ፡ ንመጽሔታትን ብሮሹራትን ንበይኑ፡ ንትራክትታት ንበይኑ እናገበሩ ፈላልዮም ዜቐምጡሉ ኽፋላት ኣለዎም። ንመጽሓፍ ቅዱሶምን ንዝዀነ ይኹን ካልእ ጽሑፋቶምን፡ ምእንቲ ኸይበላሾ ተጠንቂቖም ናብ ቦታኡ ይመልስዎ። ገሊኦም ኣስፋሕቲ ኸኣ ንጽሑፋቶም ኣብ ፋይል ወይ ብፕላስቲክ ኣብ እተሰርሐ ማሕደር የቐምጥዎ። እቲ እንጥቀመሉ ኣገባብ ብዘየገድስ፡ እተበላሸወ ጽሑፍ ብምዕዳል ንኣገልግሎትና ኸይነጽርፍ ክንጥንቀቕ ኣሎና።​—2 ቈረ. 6:3።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ