ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 11/15 ገጽ 4
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • መጽሔታት ክንዕድል ከለና እንታይ ከም እንብል
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
ዝያዳ ርአ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 11/15 ገጽ 4

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ግምቢ ዘብዐኛ 1 ታሕሳስ

“ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ዚውረ፡ ልሙድ ግናኸ ግጉይ ኣተሓሳስባ ንምዕራይ ሓጺር ምብጻሕ ንገብር ኣለና። ሓያሎ ሰባት ንመጽሓፍ ቅዱስ የኽብርዎ እኳ እንተ ዀኑ፡ ንምርዳኡ ኣዝዩ ኣሸጋሪ ኸም ዝዀነ እዮም ዚሓስቡ። ንስኻኸ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ዘለካ ርእይቶ እንታይ እዩ፧ [መልሲ ተጸበ።] መጽሓፍ ቅዱስ ንምፍላጥ ተገዳስነት ከም እነሕድር ዝገበረና ሓደ ምኽንያት እዚ ዚስዕብ እዩ። [ሮሜ 15:4 ኣንብብ።] እዛ መጽሔት እዚኣ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ከም እንርድኦ ዀይኑ ኸም እተጻሕፈን ንኽንርድኦ ዚሕግዝና ገለ ኣንፈታት ከም ዚህብን ብኸመይ ከም እንፈልጥ ትገልጽ።”

ንቕሑ! ታሕሳስ

“ሓጺር ምብጻሕ ብምግባር ንስድራ ቤታት ኣብ ዚጠቅም ህዝባዊ ኣገልግሎት ኢና እንካፈል ዘለና። ኵሉ ሰብ ኣብ ቤቱ ሰላምን ስኒትን ኪህሉ ይደሊ እዩ። ስድራ ቤታት እንታይ እንተ ገበራ ዚሓይሽ ይመስለካ፧ ዘይምስምማዕ ፈጺሙ ኸም ዘይህሉ ኺገብራዶ ወይስ ነዚ ዚፍጠር ዘይምስምማዕ ብዝሓሸ መገዲ ብኸመይ ከም ዚፈትሓኦ ኺምሃራ፧ [መልሲ ተጸበ።] እስከ ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ምሳሌ ኣስተብህለሉ። [ምሳሌ 26:20 ኣንብብ።] እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ስድራ ቤታት ኣብ ቤተን ዝያዳ ሰላም ንኺህልወን ዚሕግዝ እተወሰነ ግብራዊ ምኽሪ ኻብ መጽሓፍ ቅዱስ ትገልጽ።”

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ