ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ነሓሰ ገጽ 2
  • ኣምላኻዊ ባህርያት ኣማዕብል—ትሕትና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣምላኻዊ ባህርያት ኣማዕብል—ትሕትና
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ንትሑታት ኣገልገልቱ ኣኽቢሩ ይርእዮም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
  • “ትሑት ዝልቡ . . . እየ”
    “ንዓ እውን ሰዓብየይ ኩን”
  • ናይ ሓቂ ትሕትና ኣማዕብል
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
  • የሱስ ኣርኣያ ትሕትና ሃበ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ነሓሰ ገጽ 2

ክርስትያናዊ ህይወት

ኣምላኻዊ ባህርያት ኣማዕብል—ትሕትና

ኣገዳሲት ዝዀነት ስለምንታይ እያ፧

  • ትሕትና ምስ የሆዋ ጥብቂ ርክብ ከነማዕብል ትሕግዘና።—መዝ 138:6

  • ትሕትና ምስ ካልኦት ጽቡቕ ርክብ ከነማዕብል ትሕግዘና።—ፊል 2:3, 4

  • ትዕቢት ጐዳኢ እዩ።—ምሳ 16:18፣ ህዝ 28:17

እንታይ ክትገብር ኣሎካ፧

  • ምኽሪ ሕተት፡ ኣብ ግብሪ ድማ ኣውዕሎ።—መዝ 141:5፣ ምሳ 19:20

  • ንሰባት፡ ትሑት ጌርካ ዚርአ ዕዮ ብፍታው ዕየየሎም።—ማቴ 20:25-27

  • ክእለት ወይ ፍሉይ መሰል፡ ዕቡይ ከይገብረካ ተጠንቐቕ።—ሮሜ 12:3

ሓደ ሓው ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ፡ ሽቓቕ የጽሪ

ትሕትና ብዝያዳ ኸርኢ ዝኽእል በየናይ መገድታት እየ፧

ነታ ተኣማንነትካ ዜዳኽም ዘበለ ኣወግድ—ትዕቢት ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ንምኽሪ እንህቦ ምላሽ ብዛዕባ ኣረኣእያና እንታይ ይሕብር፧

  • ጸሎት፡ ትሕትና ኸነማዕብል ብኸመይ ይሕግዘና፧

  • ትሕትና እነርእየሉ ገለ መገድታት እንታይ እዩ፧

ንምስትንታን ዚኸውን ኣብነታት መጽሓፍ ቅዱስ፦

የሱስ ኣብ ምድሪ ይነብሩ ኻብ ዝነበሩ እቲ ዝዓበየ ሰብኣይ እዩ ነይሩ። ይኹን እምበር፡ ብትሕትና ንኻልኦት ኣገልጊሉ እዩ።—ማቴ 20:28፣ ዮሃ 13:3-5, 14, 15።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተት፦ ‘ንትሕትና የሱስ ክቐድሓ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ