ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • wp20 ቍ. 3 ገጽ 16
  • ነዚ ዚስዕብ ሓሲብካሉ ትፈልጥዶ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ነዚ ዚስዕብ ሓሲብካሉ ትፈልጥዶ፧
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት ኣበይ መልሲ ኽንረኽበሉ ንኽእል፧
    ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት ኣበይ መልሲ ኽንረኽበሉ ንኽእል፧
  • ንመጻኢ ብኸመይ ኢኻ እትርእዮ፧
    ንመጻኢ ብኸመይ ኢኻ እትርእዮ፧
  • መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧
    መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧
  • መፍትሕ ሓጐስ ስድራ ቤት እንታይ እዩ፧
    መፍትሕ ሓጐስ ስድራ ቤት እንታይ እዩ፧
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2020
wp20 ቍ. 3 ገጽ 16

ነዚ ዚስዕብ ሓሲብካሉ ትፈልጥዶ፧

  • ኣብ ጥቓ ኽልተ ፍንጃል ቡን ዘላ ሞባይል። ብሮሹር ‘ሪል ፈይዝ—ዮር ኪ ቱ ኤ ሃፒ ላይፍ’ ኣብ ስክሪን እታ ሞባይል ይርአ።

    ኣብ ዓለም ብዙሕ ጸገማት ዘሎ ስለምንታይ እዩ፧

  • ኣብ ህይወት ንዜጋጥመካ ጸገማት ክትዋጽኣሉ እትሕግዝ ጥበብ ብኸመይ ክትረክብ ትኽእል፧

  • ኣምላኽ ብውልቂ ይሓልየልካ ድዩ፧—1 ጴጥሮስ 5:6, 7።

  • ብዛዕባ ኣምላኽን ፍቓዱን ዝያዳ ኽትፈልጥ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

ሚልዮናት ሰባት ቅዱሳት ጽሑፋት ብምጽናዕ ነዘን ሕቶታት እዚአን ዚኸውን ዜዕግብ መልሲ ረኺቦም እዮም። ንስኻ እውን ከምኡ ኽትገብር ትኽእል ኢኻ።

ዝያዳ ሓበሬታ ኽትረክብ እንተ ደሊኻ፡ ነታ ሪል ፈይዝ—ዮር ኪ ቱ ኤ ሃፒ ላይፍ ዘርእስታ ብሮሹር ካብ ኣሕተምቲ እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ብናጻ ኽትሓትት ወይ ኣብ www.pr418.com ከተንብባ ትኽእል ኢኻ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ