ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ለካቲት ገጽ 6
  • ሓሳባት መን ኢኻ እትሓስብ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሓሳባት መን ኢኻ እትሓስብ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ጕንዲ ስቅያትካ ኣልዒልካ፡ ብቐጻሊ ስዓበኒ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ድሕሪ ሕጂ ንርእስና ኣይንነብርን
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
  • ብተኣማንነት ፈተናታት ሰገረ
    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ
  • ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ ብተኣማንነት ፈተናታት ሰገረ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ለካቲት ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማቴዎስ 16-17

ሓሳባት መን ኢኻ እትሓስብ፧

16:21-23

የሱስ ንጴጥሮስ ናብ ድሕሪኡ ኪኸይድ ይነግሮ
  • ጴጥሮስ ብቕኑዕ ድራኸ ተዛሪቡ ኪኸውን ዚኽእል እኳ እንተ ዀነ፡ የሱስ ነቲ ግጉይ ኣተሓሳስባ ጴጥሮስ ኣረሞ

  • የሱስ፡ ኣብቲ ግዜ እቲ ‘ንርእሱ ኺሓልየላ’ ግቡእ ግዜ ኸም ዘይነበረ ይፈልጥ ነይሩ እዩ። ኣብቲ ወሳኒ ግዜ እቲ ንቑሕ እንተ ዘይከውን ነይሩ፡ ሰይጣን ሓሳብ ልቡ ምሰመረሉ

16:24

የሱስ፡ ብፍቓድ ኣምላኽ ምእንቲ ኽንምራሕ ክንገብሮ ዘሎና ሰለስተ ነገር ሓቢሩ እዩ። እዚ ነገራት እዚ እንታይ የጠቓልል፧

  • ርእስኻ ምቕባጽ፦

  • ጕንዲ ስቅያትካ ምልዓል፦

  • ንየሱስ ብቐጻሊ ምስዓብ፦

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ