ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 መጋቢት ገጽ 4
  • ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ብመንፈስ ንቑሕ ኩን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ብመንፈስ ንቑሕ ኩን
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ቅዱሳት ኩኑ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ንመዓልቲ የሆዋ እተዳሎኻ ኹን
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
  • “ካብዚኣቶም ኣብሊጽካዶ ተፍቅረኒ ኢኻ፧”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 መጋቢት ገጽ 4
ሓደ ሓላዊ ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማቴዎስ 24

ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ብመንፈስ ንቑሕ ኩን

24:39

ሎሚ ዘለዉ ብዙሓት ሰባት እቲ ኣብ መዓልታዊ ናብራኦም ዚገብርዎ ልሙድ ነገራት፡ መንፈሳዊ ነገራት ከይስዕቡ ዕንቅፋት ኪዀኖም ፈቒዶምሉ እዮም። ብመንፈስ ንቑሓት ዝዀኑ ክርስትያናት ካብቶም ኣብ ዓለም ዘለዉ ሰባት ብእተፈልየ መገዲ፡ ብዛዕባ እዚ ዚስዕብ እንታይ ኣርኣእያ እዩ ዘለዎም፧

  • ናይ ምረቓ ቖብዕን ወረቐት ዲፕሎማን

    ብዛዕባ ዓለማዊ ትምህርቲ

  • ተለቪዥን

    ብዛዕባ መዘናግዒ

  • ሞደሻ

    ብዛዕባ ስራሕ

  • ቀለቤት

    ብዛዕባ ስጋዊ ነገራት

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ