ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማርቆስ 11-12
ካብ ናይ ኵሎም ዚበዝሕ እያ ኣውዲቓ
እዚ ጸብጻብ እዚ ብዛዕባ እዚ ዚስዕብ ነገራት ዚምህረና ብኸመይ እዩ፧
- የሆዋ ንእንገብሮ ነገራት ኣኽቢሩ እዩ ዚርእዮ 
- ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ ዚከኣለካ ዘበለ ግበር 
- ንእትገብሮ ነገራት ምስቲ ኻልኦት ዚገብርዎን ምስቲ ቕድሚ ሕጂ ዝገበርካዮን ኣይተወዳድር 
- ድኻታት ዋላ እኳ ሒደት እንተ ኣለዎም፡ ካብ ምሃብ ግና ድሕር ኪብሉ የብሎምን 
እንታይ ካልእ ተወሳኺ ትምህርቲ ረኺብካ፧