ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 መስከረም ገጽ 6
  • የሱስ ንኣቦኡ ኣኽቢርዎ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሱስ ንኣቦኡ ኣኽቢርዎ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ጕንዲ ስቅያትካ ኣልዒልካ፡ ብቐጻሊ ስዓበኒ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ክትውደስ ከለኻ ትሑት ኩን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ባህርያት የሱስ
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
  • የሱስ ክርስቶስ—እቲ ኻብ ኵሉ ዝዓበየ ሚስዮናዊ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 መስከረም ገጽ 6
የሱስ ክብሪ ንኣቦኡ ኸም ዚውሃቦ ይገብር

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዮሃንስ 7-8

የሱስ ንኣቦኡ ኣኽቢርዎ

7:15-18, 28, 29፣ 8:29

የሱስ ብዅሉ እቲ ዝበሎን ዝገበሮን ኣቢሉ ንሰማያዊ ኣቦኡ ኣኽቢርዎ እዩ። መልእኽቱ ኻብ ኣምላኽ ከም ዝመጸ ሰባት ኪፈልጡ ይደሊ ነይሩ እዩ። ስለዚ፡ ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት ተመስሪቱ ይምህር፡ ብዙሕ ግዜ ድማ ካብኡ ይጠቅስ ነይሩ እዩ። ምስ ተወደሰ፡ ነቲ ውዳሰ ናብ የሆዋ ኸም ዚቐንዕ ይገብር ነበረ። ቀንዲ ዜገድሶ ነገር ከኣ ነቲ የሆዋ ኺገብሮ ዝሃቦ ግብሪ ምፍጻም እዩ ነይሩ።—ዮሃ 17:4።

ኣብዚ ዚስዕብ መዳያት ንየሱስ ክንመስሎ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክንመርሕ ከለና ወይ ካብ መድረኽ ክንምህር ከለና

  • ካልኦት ኪውድሱና ኸለዉ

  • ንግዜና ብኸመይ ከም እንጥቀመሉ ኽንውስን ከለና

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ