ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ሕዳር ገጽ 2
  • “ካብዚኣቶም ኣብሊጽካዶ ተፍቅረኒ ኢኻ፧”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ካብዚኣቶም ኣብሊጽካዶ ተፍቅረኒ ኢኻ፧”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ጽቡቕ ስም ኣጥርን ዓቅብን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • የሆዋ ወትሩ ነቲ ዘተስፈዎ ይፍጽሞ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ጥልመት ፍንፉን ተግባር እዩ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ገፋፍ ሰብ ክትከውን ተዳሊኻ ዲኻ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2020
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ሕዳር ገጽ 2
ደቀ መዛሙርቲ የሱስ፡ ዓሳ ዝመልአ መርበብ ናብ ገምገም ይስሕቡ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዮሃንስ 20-21

“ካብዚኣቶም ኣብሊጽካዶ ተፍቅረኒ ኢኻ፧”

21:1-19

ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዕዉታት ገፈፍቲ ዓሳ፡ ጥቕሚ ኺረኽቡ ኢሎም ኣብ ዚገብርዎ ዝነበሩ ጻዕሪ፡ ዕጉሳት፡ ህርኩታት፡ ጸገማት ንምጽዋር ድማ ፍቓደኛታት ነበሩ። (w12 1/8 18-20) ከምዚ ዝኣመሰለ ባህርያት፡ ጴጥሮስ ዕዉት ገፋፍ ሰብ ምእንቲ ኪኸውን ኪሕግዞ ይኽእል ነይሩ እዩ። ይኹን እምበር፡ ጴጥሮስ ኣብ ህይወቱ ቐዳምነት ብዛዕባ ዚህቦ ነገር ኪመርጽ ነይርዎ፣ ብኻልእ ኣበሃህላ፡ ካብቲ ዚፈትዎ ዓለማዊ ስራሑ ወይ ካብቲ ንሰዓብቲ የሱስ ብመንፈሳዊ መዳይ ናይ ምምጋብ ስራሕ፡ ሓዲኡ ኺመርጽ ነይርዎ።

ንረብሓታት መንግስቲ ኣምላኽ ቀዳምነት ምእንቲ ኽትህብ እንታይ ምትዕርራያት ጌርካ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ