ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ጥሪ ገጽ 2
  • ጥልመት ፍንፉን ተግባር እዩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጥልመት ፍንፉን ተግባር እዩ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ንሲምሶን ኣሐየሎ
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • እቲ ዝሓየለ ሰብኣይ
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
  • ጽቡቕ ስም ኣጥርን ዓቅብን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ከም ሲምሶን፡ ኣብ የሆዋ ተወከል
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ጥሪ ገጽ 2
ሲምሶን ኣብ ሰለፍ ደሊላ ደቂሱ፣ ንሳ ድማ ንሽርበኡ ኺላጽዮ ንሓደ ሰብኣይ ምልክት ትህቦ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ጥልመት ፍንፉን ተግባር እዩ

ደሊላ ንሲምሶን ንገንዘብ ኢላ ኽትጠልሞ ተፈቲና (መሳ 16:4, 5፣ w12 15/4 9 ¶4)

ደሊላ ንሲምሶን ምስጢሩ ኽሳዕ ዚነግራ ኛኽ እናበለት ጸቕጢ ገበረትሉ (መሳ 16:15-18፣ w05 15/1 27 ¶4)

ክርስትያናት ኣብ ስድራ ቤትን ኣብ ጉባኤን ተኣማንነት ኬርእዩ ኣለዎም (1ተሰ 2:10፣ w12 15/4 11-12 ¶15-16)

የሆዋ ንእሙናት ይባርኾም።—መዝ 18:25, 26።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ