ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ሕዳር ገጽ 5
  • ምስክርነት ዓረብያ ዘምጽኦ ዓለምለኻዊ ጥቕምታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምስክርነት ዓረብያ ዘምጽኦ ዓለምለኻዊ ጥቕምታት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • እዚ ዅሉ ሳላ ፍሽኽታ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2021
  • ህዝባዊ ምስክርነት ዚውሃበሉ ሓድሽ መገዲ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ኣቱም ኣረጋውያን፡ ንጉባኤ በረኸት ኢኹም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2025
  • “ንምስክር ኵሎም ኣህዛብ” ዚኸውን ዓረብያ ጽሑፋት
    ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ሕዳር ገጽ 5
ክልተ ኣሕዋት ኣብ ህዝባዊ ቦታታት ብዓረብያ ኣብ ዚግበር ምስክርነት ይካፈሉ

ክርስትያናዊ ህይወት

ምስክርነት ዓረብያ ዘምጽኦ ዓለምለኻዊ ጥቕምታት

ብመሰረት ግብሪ ሃዋርያት ምዕራፍ 5፡ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ክርስትያናት፡ ብስራት ምእንቲ ኬኻፍሉ ብዙሓት ሰባት ኪርከቡሉ ናብ ዚኽእሉ ቤተ መቕደስ ይኸዱ ነበሩ። (ግብ 5:19-21, 42) ሎሚ፡ እቲ ኣብ ህዝባዊ ቦታታት ብዓረብያ ዚግበር ምስክርነት፡ ጽቡቕ ውጽኢት ኬምጽእ ንርኢ ኣለና።

ነታ ምስክርነት ዓረብያ ዘምጽኦ ዓለምለኻዊ ጥቕምታት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ሚ ጆንግ ዩ ብዓረብያ ኣብ ዚግበር ምስክርነት ትካፈል፣ ሃኮብ ሳሎሜ፣ ኣኒስን ብዓል ቤታን ብዓረብያ ኣብ ዚግበር ምስክርነት ይካፈሉ

    ምስክርነት ዓረብያ እተጀመረ መዓስን ብኸመይን እዩ፧

  • መብዛሕትኡ ግዜ፡ ምስክርነት ዓረብያ ኻብ ምስክርነት ሰደቓ እንታይ ሓለፋ ኣለዎ፧

  • ካብ ተመክሮ ሚ ጆንግ ዩ እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧

  • ተመክሮ ሃኮብ ሳሎሜ፡ ዓረብያ ምስክርነት ዘለዎ ረብሓ ዜብርህ ብኸመይ እዩ፧

  • ካብ ተመክሮ ኣኒስን ብዓል ቤታን ጽሑፋት ንዝሓዘ ዓረብያ ውጽኢታዊ ብዝዀነ መገዲ ብዛዕባ ምጥቃም እንታይ ንምሃር፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ