ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤፌሶን 1-3 ምምሕዳር የሆዋን ዕዮኡን 1:8-10 ምምሕዳር የሆዋ ንዅሎም መስተውዓልቲ ፍጡራቱ ሓደ ዚገብር መሰናድዎ እዩ። ንቕቡኣት ክርስትያናት ምስቲ መንፈሳዊ ርእሶም ዝዀነ የሱስ ክርስቶስ ንሰማያዊ ህይወት የዳልዎም ነቶም ኣብ ምድሪ ዚነብሩ ብመሲሓዊት መንግስቲ ኣምላኽ ኪመሓደሩ የዳልዎም ንሓድነት ውድብ የሆዋ ኣበርክቶ ኽገብረሉ ዝኽእል ገለ መገድታት እንታይ እዩ፧