ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ሓምለ ገጽ 3
  • “ንሓድሕድኩም ተተባብዑን ተሃናነጹን”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ንሓድሕድኩም ተተባብዑን ተሃናነጹን”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “መዓልቲ መዓልቲ ንሓድሕድኩም ተተባብዑ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
  • ንሓድሕድና “ብዝያዳ” ንተባባዕ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
  • ንሓድሕድና ንተባባዕ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ነቲ ዜተባብዕ ኣምላኽና የሆዋ ንምሰሎ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ሓምለ ገጽ 3
ሓንቲ ብዕድመ ዝደፍአት ሓብቲ ንኽልተ መንእሰያት ኣሓት ቡን ትህበን

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 1 ተሰሎንቄ 1-5

“ንሓድሕድኩም ተተባብዑን ተሃናነጹን”

5:11-14

ዝዀነ ይኹን ክርስትያን ንኻልኦት ኬተባብዕ ይኽእል እዩ። ንኣብነት፡ ጸገም ጥዕና ወይ ካልእ ጸገማት እናሃለወና ኽነሱ፡ “ብኽንደይ ገድሊ” ብተኣማንነት ኣብ ኣኼባታት ምስ እንእከብን ኣብ ኣገልግሎት ምስ እንካፈልን ንክርስትያናት ብጾትና ኸነተባብዖም ንኽእል ኢና። (1ተሰ 2:2፡ እ.ጽ.) ብዘይካዚ፡ ኣቐዲምና እንተ ሓሲብናሉን እተወሰነ ምርምር እንተ ጌርናን፡ ነቶም ሓገዝ ዜድልዮም ክርስትያናት ብጾትና ኸነጸናንዖም ንኽእል ኢና።

ንሓደ ጸገም ዘለዎ ሓውና ብኸመይ ከም እነተባብዖ ጠቓሚ ሓበሬታ ኻበይ ክንረክብ ንኽእል፧

ኣብ ጉባኤኹም ንመን ከተተባብዕ ትደሊ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ