ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ሕዳር ገጽ 3
  • መርዓ ኽትገብር እንተ መዲብካ፡ ዓለማዊ ጽልዋ ኣወግድ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መርዓ ኽትገብር እንተ መዲብካ፡ ዓለማዊ ጽልዋ ኣወግድ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንየሆዋ ዜኽብር መርዓ ብኸመይ ክትገብር ትኽእል፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2025
  • መዓልቲ መርዓኻ ብዝያዳ ባህ እተብልን ምዕርግትን ግበራ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • የሆዋ ዝኸብረሉ ዘሐጕስ መርዓ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
  • ንየሆዋ ዘኽብር መርዓ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1997
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ሕዳር ገጽ 3
ኣባላት ስድራ ቤት ኣብ እዋን መርዓ እተሳእልዎ ስእሊ

ክርስትያናዊ ህይወት

መርዓ ኽትገብር እንተ መዲብካ፡ ዓለማዊ ጽልዋ ኣወግድ

መርዓ ኺገብሩ ዝመደቡ ክርስትያን መጻምድቲ ብዙሕ ውሳነታት ኪገብሩ ኣለዎም። ነቲ ኣብ ማሕበረ ሰቦም ዚግበር ገፊሕ ውራይ ኪቐድሕዎ ጸቕጢ ይግበረሎም ይኸውን። ፈተውቶምን ኣባላት ስድራ ቤቶምን ካብ ጽቡቕ ሓሳብ ተላዒሎም፡ እቲ መርዓ እንታይ ኪመስል ከም ዘለዎ ናይ ርእሶም ሓሳብ ይህቡ ይዀኑ። እቶም መጻምድቲ ነታ ፍልይቲ መዓልቶም ብንጹህ ሕልናን ብዘየጣዕስ መገድን መደብ ምእንቲ ኼውጽኡ፡ እንታይ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ኪሕግዞም ይኽእል፧

ነታ ንየሆዋ ዜኽብር መርዓ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • እዚ ዚስዕብ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ንኒክን ንጁልያናን ዝሓገዞም ብኸመይ እዩ፧

    • 1ቈረ 10:31

    • 1ዮሃ 2:15, 16

    • ገላ 5:19-21

    • 1ጢሞ 2:9

  • ሕጹያት ወድን ጓልን እቲ “ኣቦ ዳስ” ኪዀኖም ዚመርጽዎ ሰብ፡ ብሱል ክርስትያን ሓው ኪኸውን ዘለዎ ስለምንታይ እዩ፧—ዮሃ 2:9, 10።

  • ኒክን ጁልያናን ንመርዓኦም ዚምልከት ብሕታዊ ምርጫ ኺገብሩ ምኽንያት ዚዀኖም እንታይ እዩ፧

  • ንስነ ስርዓት መርዓን ንድግስን ዚምልከት ናይ መወዳእታ ውሳነ ዚገብር መን እዩ፧—w06 15/10 25-26 ¶10።

እቶም ሕጹያት መጻምድቲ፡ ታብለትን ወረቐትን ተጠቒሞም ቅድሚ መርዓ ንዘሎ ምድላው ይገብሩ፡ ይጽልዩ፡ እታ ሕጽያቲ ምስ ስድራ ቤታ ትመያየጥ፡ ምስ ካልኦት ኣባላት ስድራ ቤት ኰይና ድማ ወረቐት ዕድመ ትልእኽ
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ