ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ጥሪ ገጽ 7
  • ክኢላ ዓያዪ ኹን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ክኢላ ዓያዪ ኹን
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሓንቲ እኳ ኣይባኸነትን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ንመምሃሪ እንጥቀመሉ ናውቲ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ሓቂ ምሃር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
  • ነቲ ንመምሃሪ ዚኸውን ቀንዲ ናውቲ ጽቡቕ ጌርካ ተጠቐመሉ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ጥሪ ገጽ 7
ሓደ ንፉዕ ዓያዪ ሰብኣይ፡ ብመልሓጊት ገይሩ ጣውላ ይልሕግ።

ክርስትያናዊ ህይወት

ክኢላ ዓያዪ ኹን

ሓደ ኽኢላ ሃናጺ ንናውቱ ብኸመይ ከም ዚጥቀመሉ ይፈልጥ እዩ። ብተመሳሳሊ፡ “ዜሕፍር ዘይብሉ . . . ዓያዪ” ነቲ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ ዘሎ መሳርሒ ብኸመይ ከም ዚጥቀመሉ ይፈልጥ እዩ። (2ጢሞ 2:15) ንገሊኡ ናውትና ኽሳዕ ክንደይ ጽቡቕ ጌርካ ኸም እትፈልጦ ምእንቲ ኽትርኢ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ።

ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ

  • ገበር እታ ‘ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ’ ዘርእስታ ብሮሹር።

    እዛ ንዋት እዚኣ ንመን እያ ተዳልያ፧—mwb17.03 5 ¶1-2

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምምራሕ ብኸመይ ክትጥቀመላ ትኽእል፧—km 7/12 3 ¶6

  • ተምሃራይካ ንጥምቀት ምእንቲ ኺዳሎ እንታይ ተወሳኺ ንዋት የድሊ፧—km 7/12 3 ¶7

ብስራት ኣምላኽ

  • ገበር እታ ‘ብስራት ኣምላኽ’ ዘርእስታ ብሮሹር።

    እዛ ንዋት እዚኣ፡ ካብቲ ንመጽናዕቲ እተዳለወ ኻልእ ጽሑፋት እትፍለ ብኸመይ እያ፧—km 3/13 4-5 ¶3-5

  • ከተበርክታ ኸለኻ፡ እንታይ ክትገብር ኣሎካ፧—km 9/15 3 ¶1

  • በዛ ንዋት እዚኣ ጌርካ ብኸመይ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክትመርሕ ትኽእል፧—mwb16.01 8

  • ናብታ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧ ዘርእስታ መጽሓፍ ክትሰግር ዘሎካ መዓስ ኢኻ፧—km 3/13 7 ¶10

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧

  • ገበር እታ ‘መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧’ ዘርእስታ መጽሓፍ።

    እቲ ነናይ ምዕራፍ ጽማቝ ሓሳባትን እቲ ተወሳኺ ሓበሬታን ብኸመይ ኣብ ጥቕሚ ኺውዕል እዩ ተዳልዩ፧—mwb16.11 5 ¶2-3

ሎሚ ፍቓድ የሆዋ ዚገብሩ ዘለዉ መን እዮም፧

  • ገበር እታ ‘ሎሚ ፍቓድ የሆዋ ዚገብሩ ዘለዉ መን እዮም፧’ ዘርእስታ ብሮሹር።

    ነዛ ንዋት እዚኣ መዓስ ኢኻ ኽትጥቀመላ ዘሎካ፧—mwb17.03 8 ¶1

  • ብኸመይ ክትመያየጠላ እያ ተዳልያ፧—mwb17.03 8፡ ሳጹን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ