ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ግንቦት ገጽ 2
  • ዮሴፍ ግዳይ ቅንኢ ዀነ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዮሴፍ ግዳይ ቅንኢ ዀነ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ፍቕሪ ነቲ ዘይግቡእ ቅንኢ ትስዕሮ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1995
  • ነቲ ጽሩይ ኣምልኾ የሆዋ ዝቐንእ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1995
  • ብዛዕባ ቅንኢ እንታይ ክትፈልጥ ከም ዝግብኣካ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1995
  • ክርስትያናት ቀናኣት ክዀኑ ኣለዎም ድዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2002
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ግንቦት ገጽ 2
ዮሴፍ፡ ኣሕዋቱ ናብቲ ማይ ዘይብሉ ጥራዩ ጕድጓድ ስሒቦም ብምውሳድ ኣብኡ ደርበይዎ። ሓደ ኻባታቶም ድማ ነቲ ብሉጽ ክዳን ዮሴፍ ይሕዞ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 36-37

ዮሴፍ ግዳይ ቅንኢ ዀነ

37:3-9, 11, 23, 24, 28

ዮሴፍ ዘሕለፎ ተመክሮ፡ ቅንኢ ጐዳኢ ሳዕቤን ከም ዘለዎ የርኢ። ነዚ ዚስዕብ ጥቕስታት ምስቲ ቕንኢ እነወግደሉ ምኽንያታት ኣዛምዶ።

ጥቕሲ

  • 1ሳሙ 18:8, 9

  • ምሳ 14:30

  • 2ቈረ 12:20

  • ገላ 5:19-21

ምኽንያት

  • ቅንኢ ዘለዎም ሰባት ንመንግስቲ ኣምላኽ ኣይወርስዋን

  • ቅንኢ ሰላምን ሓድነትን ጉባኤ ይዘርግ

  • ቅንኢ ኣካላዊ ጕድኣት የስዕበልና

  • ቅንኢ ኣብ ካልኦት ንዘሎ ጽቡቕ ነገር ከም ዘይንርኢ ይገብረና

ከም እንቐንእ ኪገብረና ዚኽእል ኵነታት እንታይ እዩ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ