ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ሰነ ገጽ 3
  • ካብ ጥሜት ምዕንጋል

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ካብ ጥሜት ምዕንጋል
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ቅዳሓት ኣውድዮ—ብኸመይ ከም እትጥቀመሉ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
  • ኣብ ኣገልግሎትካ ንjw.org ተጠቐመሉ—“ዓርኪ የሆዋ ኹን”
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • መንፈሳዊ ምግቢ እትዕድል ንዋት
    ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ሰነ ገጽ 3

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 46-47

ካብ ጥሜት ምዕንጋል

47:13, 16, 19, 20, 23-25

ዮሴፍ ኣብ ግብጺ ኣመሓዳሪ ምግቢ ዀይኑ ይዓዪ። ሰባት ከኣ፡ እኽሊ ምሉእ ከረጺት የምጽኡሉ።

ሎሚ ዘላ ዓለም፡ ብመንፈሳዊ ጥሜት ትሳቐ ኣላ። (ኣሞ 8:11) የሆዋ ብክርስቶስ የሱስ ኣቢሉ፡ ኣኺሉ ዚተርፍ ዜዐንግል ምግቢ የቕርብ ኣሎ።

  • ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ሕታማት

  • ኣኼባታት ጉባኤ

  • ዓበይቲ ኣኼባታት

  • ቅድሓት ኣውድዮ

  • ቪድዮታት

  • JW.ORG

  • ፈነወ JW

ካብ መኣዲ የሆዋ ብስሩዕ ምእንቲ ኽምገብ እንታይ መስዋእቲ እኸፍል ኣሎኹ፧

ሓደ ሓው መጽናዕቲ ‘ግምቢ ዘብዐኛ’ ይመርሕ። ኣሕዋትን ኣሓትን ሓሳብ ንምሃብ ኢዶም ሓፍ የብሉ።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ