ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ሓምለ ገጽ 4
  • ሙሴን ኣሮንን ዓብዪ ትብዓት ኣርእዮም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሙሴን ኣሮንን ዓብዪ ትብዓት ኣርእዮም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
  • ሙሴ ከምኡውን ኣሮን ተባዓት ኣወጅቲ ቃል ኣምላኽ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1996
  • ሙሴን ኣሮንን ምስ ፈርኦን ይራኸቡ
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
  • “ነቲ ዘይርአ” ትርእዮ ዲኻ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ሓምለ ገጽ 4
ሙሴን ኣሮንን ኣብ ቅድሚ እቲ ኣብ ዝፋኑ እተቐመጠ ፈርኦን ቀሪቦም።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘጸኣት 10-11

ሙሴን ኣሮንን ዓብዪ ትብዓት ኣርእዮም

10:3-6, 24-26, 28፣ 11:4-8

ሙሴን ኣሮንን፡ ነቲ ኣብቲ ግዜ እቲ ኣብ ዓለም ሓያል ገዛኢ ዝነበረ ፈርኦን ኬዘራርብዎ ኸለዉ ዓብዪ ትብዓት ኣርእዮም እዮም። ከምኡ ኺገብሩ ዘኽኣሎም እንታይ እዩ፧ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ሙሴ፡ “ነቲ ዘይርአስ ከም ዚርእዮ ዀይኑ ስለ ዝጸንዐ፡ ንቝጥዓ እቲ ንጉስ ከይፈርሀ፡ ብእምነት ንግብጺ ሓዲግዋ እዩ” ይብል። (እብ 11:27) ሙሴን ኣሮንን ኣብ የሆዋ ድልድልቲ እምነት ስለ ዝነበረቶም፡ ኣብኡ ተወኪሎም እዮም።

ንሓደ ብዓል ስልጣን ብዛዕባ እምነትካ ኽትገልጸሉ ትብዓት ዜድልየካ፡ ኣብ ከመይ ዝበለ ዅነታት እዩ፧

ስእልታት፦ ተባዓት ክንከውን ዜድልየና ኣጋጣሚታት። 1. ሓደ ቘልዓ ኣብ ቤት ትምህርቲ ኻልኦት ንባንዴራ ሰላምታ ኣብ ዜቕርብሉ እውን ንሱ ግና ሰላምታ ኻብ ምሃብ ተቘጢቡ። 2. ሓደ ሓው ኣብ ቅድሚ ሰበ ስልጣን ቤት ፍርዲ ደው ኢሉ። 3. ሓደ መንእሰይ ሓው ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ፖሊስ እናረኣይዎ ንሓደ ብዓል ቤት ትራክት ይህቦ።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ