በሳልኤልን ኦሆልያብን ንማሕደር ዚኸውን ኣቕሑ ሰርሑ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ●○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ ሕቶ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ሎሚ እውን ጠቓሚ ድዩ፧ ጥቕሲ፦ 2ጢሞ 3:16 ንዚቕጽል፦ መጽሓፍ ቅዱስ ምስ ስነ ፍልጠት ይሰማማዕ ድዩ፧ ○● ተመላሊስካ ምብጻሕ ሕቶ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ምስ ስነ ፍልጠት ይሰማማዕ ድዩ፧ ጥቕሲ፦ እዮ 26:7 ንዚቕጽል፦ መጽሓፍ ቅዱስ ዚህቦ ምኽሪ፡ ግብራዊ ኪኸውን ዚኽእል ድዩ፧