ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ሕዳር ገጽ 5
  • መግለጺ ምስጋና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መግለጺ ምስጋና
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሞሳኻ ኣርኢ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2004
  • ሞሳና ኽንገልጽ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
  • ካብ መጽሓፍ ዘሌዋውያን እንምሃሮ ትምህርቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
  • ካበየናይ መኣዲ ኢኹም እትምገቡ ዘሎኹም?
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1994
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ሕዳር ገጽ 5
እስራኤላውያን ስድራ ቤት ንመስዋእቲ ሕብረት ዝቐረበ ስጋ እንስሳ ሓቢሮም ይበልዑ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘሌዋውያን 6-7

መግለጺ ምስጋና

7:11-15, 20

እቲ ኣብ እስራኤል ዚቐርብ ዝነበረ መስዋእቲ ሕብረት ብጸሎትናን ብኣካይዳናን ንየሆዋ ሞሳና ኽንገልጸሉ ኽሳዕ ክንደይ ኣገዳሲ ምዃኑ የዘኻኽረና።—ፊል 4:6, 7፣ ቈሎ 3:15።

  • ክንጽሊ ኸለና፡ ብዛዕባ እንታይ ፍሉይ ነገራት ኢና ንየሆዋ ኸነመስግኖ እንኽእል፧—1ተሰ 5:17, 18

  • ምስጋናና ምስ እንገልጽ ብኸመይ ኢና እንጥቀም፧

  • ሓደ ሰብ “ካብ መኣዲ ኣጋንንቲ” ኺምቀል ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ እዚኸ ንየሆዋ ሞሳ ዘይምርኣይ ዚኸውን ብኸመይ እዩ፧—1ቈረ 10:20, 21

ሓንቲ እስራኤላዊት ናብ ላዕሊ እናጠመተት ንየሆዋ ተመስግኖ።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ