ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ታሕሳስ ገጽ 2
  • ፍቕሪ የሆዋ ኻብ ፍቕሪ ስድራ ቤት ትሕይል

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ፍቕሪ የሆዋ ኻብ ፍቕሪ ስድራ ቤት ትሕይል
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንእተወገደ ሰብ ብኸመይ ንሕዞ፧
    “ንርእስኹም ብፍቕሪ ኣምላኽ ሓልውዋ”
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • ዘመድካ ኽውገድ ከሎ ክርስትያናዊ ተኣማንነት ኣርኢ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2002
  • ሰብካ ንየሆዋ ምስ ዚሓድጎ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ታሕሳስ ገጽ 2
ኣሮን እቲ ሊቀ ኻህናት ኣብ ኣጸድ እቲ ማሕደር ደው ኢሉ። ክልተ ኻብ ደቂ ሓወቦ ኣሮን ንሬሳ ናዳብን ኣቢሁን ኣብ ቃሬዛ ጾይሮም ናብ ወጻኢ ሰፈር ይወስድዎ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘሌዋውያን 10-11

ፍቕሪ የሆዋ ኻብ ፍቕሪ ስድራ ቤት ትሕይል

10:1, 2, 4-7

ናዳብን ኣቢሁን ዕጣን እተነብሮ መትሓዚታት ሓዊ ሒዞም።

ሰብና ኺውገድ ከሎ፡ ንየሆዋ ዘሎና ተኣማንነት ኣጸቢቑ ኺፍተን ይኽእል እዩ። እቲ የሆዋ ንኣሮን ዝሃቦ መምርሒ፡ ሰቦም ንእተወገዶም ኣሕዋትን ኣሓትን ምስቲ እተወገደ ዘለዎም ርክብ ኬቋርጽዎ ንጹር መልእኽቲ የመሓላልፈሎም። ንየሆዋ ዘላትና ፍቕሪ፡ ካብቲ ንዘይእሙናት ኣባላት ስድራ ቤትና ዘላትና ፍቕሪ እትሕይል ክትከውን ኣለዋ።

ነቲ የሆዋ ብዛዕባ እተወገዱ ሰባት ዝሃቦ መምርሒ ዚስዕቡ፡ እንታይ በረኸት እዮም ኪረኽቡ ዚኽእሉ፧—1ቈረ 5:11፣ 2ዮሃ 10, 11

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ