ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ግንቦት ገጽ 14
  • “ኣይትዋሰቦም”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ኣይትዋሰቦም”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ንህዝቡ ንምድሓን ክልተ ኣንስቲ ተጠቕመ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ስልጠና ዚውሃበሉ ጽቡቕ መገዲ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ብተኣማንነት እትርአ ፍቕሪ ኣምላኽ ካብ ናይ ሰይጣን ሓሶት ተዕቍበና
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ትዝክሮዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ግንቦት ገጽ 14
ከነኣናዊት ሰበይቲ ምስ ብዙሓት ሰባት ኣብ እተፈላለየ ኣምልኾ ጣኦት ክትካፈል ከላ፡ ንሓደ እስራኤላዊ ምስኦም ኪሰግድ ትሓትቶ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

“ኣይትዋሰቦም”

የሆዋ ንእስራኤላውያን ምስቶም ንዕኡ ጥራይ ዜምልኹ ኺዋሰቡ እዩ ዚደልዮም ነይሩ (ዘዳ 7:3፣ w12 1/7 29 ¶2)

የሆዋ ኣገልገልቱ ኻብ ስቓይን ጓሂ ልብን ኪስተሩ ይደሊ እዩ (ዘዳ 7:4፣ w15 15/3 30-31)

የሆዋ ብዛዕባ መውስቦ ዘለዎ ኣረኣእያ ኣይተቐየረን (1ቈረ 7:39፣ 2ቈረ 6:14፣ w15 15/8 26 ¶12)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘እቲ “ብጐይታ ጥራይ” ብዛዕባ ምምርዓው እተዋህበ ትእዛዝ ብኸመይ ይጠቕመኒ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ