ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ግንቦት ገጽ 15
  • “የሆዋ ኣምላኽካ ኻባኻ ዚደልዮ እንታይ እዩ፧”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “የሆዋ ኣምላኽካ ኻባኻ ዚደልዮ እንታይ እዩ፧”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንየሆዋ ምግልጋል ከቢድ ኣይኰነን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ድዩ ወይስ ፈጠራ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ካብቲ ኣብቲ ብድራኸ መንፈስ እተጻሕፈ መዝሙር ዚርከብ ስእላዊ ዘረባ ተምሃር
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ከም ናይ እዮብ ዝበለ ጽቡቕ ስም ኣሎካዶ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ግንቦት ገጽ 15

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

“የሆዋ ኣምላኽካ ኻባኻ ዚደልዮ እንታይ እዩ፧”

ንየሆዋ ብኣኽብሮትን ብፍቕርን ተኣዘዞ (ዘዳ 10:12፣ w09 1/10 10 ¶3-4)

ተኣዛዝነት በረኸት የምጽእ (ዘዳ 10:13፣ w09 1/10 10 ¶6)

የሆዋ ኽንቀርቦ ይደልየና (ዘዳ 10:15፣ cl 16 ¶2)

የሆዋ ኽንእዘዞ ኣየገድደናን እዩ። የግዳስ፡ ከነፍቅሮን “ካብ ልቢ” ኽንእዘዞን እዩ ዚደልየና። (ሮሜ 6:17) እቶም ንየሆዋ ኺእዘዙ ዚመርጹ፡ ብሉጽ ህይወት ይህልዎም።

ስእልታት፦ ንየሆዋ ኸተገልግል ዝመረጸት ሰበይቲ። 1. መስተ ትሰትን ሽጋራ ተትክኽን። 2. በቲ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ከላ እተማህረቶ ድማ ልባ ኣዝዩ ይትንከ። 3. ንየሆዋ ምስ ዜገልግላ ብጾታ ኸኣ ባህ ኢልዋ ተዕልል።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ