ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ጥሪ ገጽ 4
  • መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ድዩ ወይስ ፈጠራ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ድዩ ወይስ ፈጠራ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንየሆዋ ምግልጋል ከቢድ ኣይኰነን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • “የሆዋ ኣምላኽካ ኻባኻ ዚደልዮ እንታይ እዩ፧”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ፡ ተባዕ ስጕምቲ ይባርኽ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ጥዑይ ፈታዊ ኽትከውን እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ጥሪ ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ድዩ ወይስ ፈጠራ፧

[መእተዊ 1 ዜና መዋእል ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

ኣዳም ብህይወት ዝነበረ ሰብ እዩ ነይሩ (1ዜና 1:1፣ w09 1/9 14 ¶1)

ኖህ እውን ብህይወት ዝነበረ ሰብ እዩ ነይሩ (1ዜና 1:4፣ w08 1/6 3 ¶4)

ሓደ ሓው ብዛዕባ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘንብቦ የስተንትን። ኖህን ስድራ ቤቱን ነታ መርከብ ኪሃንጽዋ ኸለዉ ድማ ኣብ ኣእምሮኡ ይስእል።

እቶም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሶም ዚርከቡ ሰባት፡ ናይ ጽውጽዋይ ገጸ ባህርያት ዘይኰኑስ፡ ናይ ሓቂ ሰባት ከም ዝዀኑ እንተ ተረዲእና፡ ካባታቶም ጠቓሚ ትምህርቲ ኽንረክብ ንኽእል ኢና።—1ቈረ 15:22፣ w09 1/9 14-15።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ