ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ኣብ ‘ዘለኣለማውያን ቀላጽም’ የሆዋ መዕቈቢ ድለ
የሆዋ ብስነ ምግባር ቅኑዓት ክንከውን እዩ ዚደልየና (ዘዳ 33:26፣ it-2 51)
የሆዋ ኣብ ክንዳና ብፍታው ሓይሉ ይጥቀም (ዘዳ 33:27፣ rr 120፡ ሳጹን)
ከም ሙሴ ኣብ ድሕነት የሆዋ ኽንውከል ኣሎና (ዘዳ 33:29፣ w11 15/9 19 ¶16)
እተፈላለየ ፈተናታት ኬጋጥመና ኸሎ፡ ዘለኣለማውያን ቀላጽም የሆዋ ይሕግዛና እየን። እንተ ሓሚም ወይ እንተ ተጨኒቕና፡ እንተ ሓዚንና ወይ ኣቢስና ንስሓ እንተ ኣቲና፡ ይሕግዛና እየን።