ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 መስከረም ገጽ 11
  • ሓገዝ መዓይይትኻ ብምቕባል

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሓገዝ መዓይይትኻ ብምቕባል
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብ ኣገልግሎት ሓጐስካ ወስኽ—ሕቶታት ሕተት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ልቢ ብምትንካይ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስካ ርኹስ ልማዳት ኬሰንፉ ሓግዞም
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ብጸሎት ሓገዝ የሆዋ ተቐበል
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 መስከረም ገጽ 11

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ | ኣብ ኣገልግሎት ሓጐስካ ወስኽ

ሓገዝ መዓይይትኻ ብምቕባል

ምእንቲ ኺሕግዙና፡ የሆዋ “ኣብ ዓለም ዘለዉ ዅሎም” ኣሕዋትን ኣሓትን ሂቡና እዩ። (1ጴጥ 5:9) ኣብ ኣገልግሎት ንዜጋጥመና ብድሆታት ብዓወት ንኽንዋጽኣሉ ይሕግዙና እዮም። ንኣብነት፡ ሃዋርያ ጳውሎስ ካብ ኣኪላስን ጵርስኪላን ሲላስን ጢሞቴዎስን ካልኦትን ሓገዝ ረኺቡ እዩ።—ግብሪ ሃዋርያት 18:1-5።

መዓይይትና ኣብ ኣገልግሎት ኪሕግዙና ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧ ንዜጋጥመና ተቓውሞታት ክንሰግሮ፡ ተመላሊስካ ምብጻሕ ክንገብር፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እንረክብን ከም እንመርሕን ግብራዊ ሓሳባት ኪህቡና ይኽእሉ እዮም። ኣብ ጉባኤኻ ሓገዝ ኪህበካ ዚኽእል ሰብ እንተ ኣልዩ ሕሰብ፡ ሓገዝ ከኣ ሕተቶ። ከምዚ ብምግባርካ፡ ክልቴኹም ክትጥቀሙ ኸም እትኽእሉ ዜጠራጥር ኣይኰነን፣ ንሓጐስ ክልቴኹም ድማ ኣበርክቶ ኽትገብር ትኽእል ኢኻ።—ፊል 1:25።

ነታ ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ተሓጐስ—ሓገዝ የሆዋ ተቐበል—ኣሕዋትና ዘርእስታ ድራማዊት ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • “ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ተሓጐስ—ሓገዝ የሆዋ ተቐበል—ኣሕዋትና” ኻብ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። ኒታ ምስ ሓንቲ ሓብቲ ዀይና ንጀድ መጽናዕቲ ትመርሓላ።

    ኒታ ንጀድ ኣብ ኣኼባታት ጉባኤ ኽትእከብ ዘተባብዓታ ብኸመይ እያ፧

  • “ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ተሓጐስ—ሓገዝ የሆዋ ተቐበል—ኣሕዋትና” ኻብ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። እታ ኒታ ናብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዝዓደመታ ኣቢግያ፡ ንጀድ ኣብ ባንድ ትዓዪ ኸም ዝነበረት ትነግራ።

    ካልኦት ኣስፋሕቲ ኣብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኪሓብሩና ኽንዕድሞም ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧

  • “ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ተሓጐስ—ሓገዝ የሆዋ ተቐበል—ኣሕዋትና” ኻብ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። ኣቢግያ ኒታ ኣብ ዘይነበረትሉ እዋን ንጀድ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ መሪሓትላ።

    ወደ መዝሙር ንምግባር ምሉእ ጉባኤ የድሊ

    ጀድን ኣቢግያን እንታይ ዘሰማምዐን ነገር እየን ረኺበን፧

  • መዓይይትኻ እንታይ ንኣገልግሎት ዚኸውን ክእለታት ኪምህሩኻ ይኽእሉ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ