ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ጥሪ ገጽ 6
  • ብተኣማንነት እትርአ ፍቕሪ ትሃሉኻ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ብተኣማንነት እትርአ ፍቕሪ ትሃሉኻ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ወትሩ ንሓድሕድና ብተኣማንነት ንፋቐር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2021
  • “ናብ እትኸድዮ እኸይድ”
    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ
  • “ናብ እትኸድዮ እኸይድ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ሩትን ናእሚን
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ጥሪ ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ብተኣማንነት እትርአ ፍቕሪ ትሃሉኻ

[መእተዊ ሩት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

ናእሚ ንዖርጳን ንሩትን ናብ ሞኣብ ኪምለሳ ተማሕጺናተን (ሩት 1:8-13፣ w16.02 14 ¶5)

ሩት ንናእሚን ንየሆዋን ክትሓድጎም ኣይደለየትን (ሩት 1:16, 17፣ w16.02 14 ¶6)

ስእልታት፦ 1. ኣደን ጓልን ብቪድዮ ኣቢለን ምስ ሰብ ሓዳር የዕልላ። 2. እቶም ሰብ ሓዳር እተዳለወ ምግብን ዘምቢል ምሉእ ምግብን ነተን ኣደን ጓልን የምጽኡለን።

ብተኣማንነት እትርአ ፍቕሪ፡ ነታ ብቓልን ብንጽህናን ብተኣማንነትን ተደሪኽካ እትርአ ፍቕሪ ተመልክት። የሆዋ ንእሙናት ኣገልገልቱ ብተኣማንነት እዩ ዜፍቕሮም። (መዝ 63:3) ንሕና እውን ንኻልኦት ብተኣማንነት ከነፍቅሮም ኣሎና።—ምሳ 21:21።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ