ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ግንቦት ገጽ 8
  • የሆዋ ምስ ዳዊት ኪዳን ኣተወ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ምስ ዳዊት ኪዳን ኣተወ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሓገዝ ንምርካብ ኣብ የሆዋ ተወከል
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ‘ኵሉ እዚ በረኸት እዚ ኼርክበካ እዩ’
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • እዮብ ስነ ምግባራዊ ንጽህናኡ ዝሓለወ ብኸመይ እዩ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ካብ ከንቱነት ርሓቕ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ግንቦት ገጽ 8
ንጉስ ዳዊት ብመስኰት ቤተ መንግስቲ ንግዳም ይርኢ።

ዳዊት ብዛዕባ እቲ የሆዋ ዝኣተወሉ ኺዳን የስተንትን

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሆዋ ምስ ዳዊት ኪዳን ኣተወ

የሆዋ ኻብ ዳዊት ስርወ መንግስቲ ኸም ዜቕውም ቃል ኣተወ (2ሳሙ 7:11, 12, እ.ጽ.፣ w10 1/4 20 ¶3፣ ኣብ ገበር ዘላ ስእሊ ርአ)

ክፋል እቲ የሆዋ ንዳዊት ዝኣተዎ ኺዳን ኣብቲ መሲሕ ተፈጺሙ (2ሳሙ 7:13, 14፣ እብ 1:5፣ w10 1/4 20 ¶4)

እቲ መሲሕ ዝዓመሞ፡ ዘለኣለማዊ እዩ (2ሳሙ 7:15, 16፣ እብ 1:8፣ w14 15/10 10 ¶14)

የሱስ ካብ ሰማያዊ ዝፋኑ ናብ ምድሪ ይርኢ።

ጸሓይን ወርሕን፡ መሲሓዊት መንግስቲ ዘለኣለማዊት ምዃና የዘኻኽራና። (መዝ 89:35-37) ንጸሓይን ወርሕን ክትርኢ ኸለኻ፡ ብዛዕባ እቲ የሆዋ ብመንግስቱ ኣቢሉ ንዓኻን ንስድራ ቤትካን ከም ዝባረኸኩም ዝኣተዎ መብጽዓ ሕሰብ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ