ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሓምለ ገጽ 6
  • ሓገዝ ንምርካብ ኣብ የሆዋ ተወከል

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሓገዝ ንምርካብ ኣብ የሆዋ ተወከል
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ምስ ዳዊት ኪዳን ኣተወ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • የሆዋ፡ ኣምላኽ ፍትሒ እዩ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • መስዋእቲ ተቕርብ ዲኻ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ርእሰ ፍትወት ኣምኖን ሓዘን ኣስዓበ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሓምለ ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ሓገዝ ንምርካብ ኣብ የሆዋ ተወከል

የሆዋ ኣውያትና ይሰምዕ (2ሳሙ 22:7)

የሆዋ ኻብ ዝዀነ ይኹን ጸላኢ ይሕይል (2ሳሙ 22:14-18፣ cl 19 ¶11)

የሆዋ ምእንታና ብተኣማንነት ስጕምቲ ይወስድ (2ሳሙ 22:26፣ w10 1/6 26 ¶4-6)

ስእልታት፦ 1. ሓንቲ መንእሰይ ሓብቲ ኣብ ባይታ ዀፍ ኢላ፡ ኣዲኣ ኽትጭድረላን ጽሑፋ ኽትቀደላን ከላ ድንን ትብል። 2. እታ ሓብቲ መጽሓፍ ቅዱሳ ተንብብ። 3. ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ምስ ኣሕዋትን ኣሓትን ተዕልል።

የሆዋ ንፈተናታትና ኼወግዶ ኽእለት ኣለዎ። እንተዀነ ግና፡ መብዛሕትኡ ግዜ ብመንፈስ ቅዱሱ፡ ብቓሉ፡ ብክርስትያናዊ ሕውነት ኣቢሉ እዩ ኽንዋጽኣሉ ዚሕግዘና። (መዝ 55:22) ሓገዝ ኣምላኽ ንምርካብ እንታይ ክንገብር ንኽእል፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ