ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሓምለ ገጽ 7
  • መስዋእቲ ተቕርብ ዲኻ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መስዋእቲ ተቕርብ ዲኻ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ካብቲ “ቐስቲ” ዚብሃል ልቕሶ እንታይ ንምሃር፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ኣቤሴሎም ብትዕቢት ዓለወ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • የሆዋ፡ ኣምላኽ ፍትሒ እዩ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ሓገዝ ንምርካብ ኣብ የሆዋ ተወከል
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሓምለ ገጽ 7

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

መስዋእቲ ተቕርብ ዲኻ፧

ዳዊት ኣብ ዓውዲ ኣራውና መሰውኢ ኬቕውም መምርሒ ተዋሂብዎ (2ሳሙ 24:18)

ኣራውና ዓውድን ንመስዋእቲ ዚዀኑ እንስሳታትን ብሕያውነት ኪውፊ ደልዩ ነይሩ (2ሳሙ 24:21-23)

ዳዊት ዋጋ ዘይከፈለሉ መስዋእቲ ኣየቕረበን (2ሳሙ 24:24, 25፣ it-1 146)

ስእልታት፦ መስዋእቲ ዚቐርበሉ መገድታት። 1. ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብ ህንጸት ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ይሕግዙ። 2. ሓንቲ ብዕድመ ዝደፋአት ሓብቲ ኣብ ሳጹን ውጽኢት፡ ገንዘብ ተእቱ። 3. ሰብ ሓዳር ኣብ ምስክርነት ዓረብያ ይሳተፉ። 4. ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብ ዕዮ ረዳኤት ይሳተፉ።

የሆዋ ንረብሓታት መንግስቲ ኣምላኽ ንምድንፋዕ ግዜና፡ ጕልበትና፡ ጥሪትና ብፍታው ክንውፊ ኸለና ይሕጐስ እዩ። (w12 15/1 18 ¶8) ንኣምላኽ እተቕርቦ “መስዋእቲ ውዳሰ” ንምውሳኽ እንታይ ሸቶታት ከተውጽእ ትኽእል፧—እብ 13:15።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ