ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ግንቦት ገጽ 14
  • ኣቤሴሎም ብትዕቢት ዓለወ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣቤሴሎም ብትዕቢት ዓለወ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ካብ ህርፋን ስልጣን ርሓቕ!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ርእሰ ፍትወት ኣምኖን ሓዘን ኣስዓበ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • መስዋእቲ ተቕርብ ዲኻ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • የሆዋ፡ ኣምላኽ ፍትሒ እዩ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ግንቦት ገጽ 14
ኣቤሴሎም ኣብ ቅድሚ ኣገልገልቱን ካልኦት እስራኤላውያንን ንሓደ ዚሰግደሉ ዘሎ ሰብኣይ ተምበርኪኹ የዘራርቦ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣቤሴሎም ብትዕቢት ዓለወ

ኣቤሴሎም ንርእሱ ኽብሪ ደልዩ (2ሳሙ 15:1፣ it-1 860)

ኣቤሴሎም ልቢ ሰባት ሰሪቑ (2ሳሙ 15:2-6፣ w12 15/7 13 ¶5)

ኣቤሴሎም ንግስና ኣብኡ ኺምንዝዕ ፈቲኑ (2ሳሙ 15:10-12፣ it-1 1083-1084)

ትዕቢት ኣብ ልብና ሱር ኪሰድድ ክንፈቕደሉ የብልናን። የግዳስ፡ ወትሩ ንድራኸና ኽንምርምሮ ኣሎና። ኣትኵሮ ኻልኦት ክንረክብ ኣብ ክንዲ ንጽዕር፡ ብቕንዕና ንጥቕሚ ኻልኦት ክንጥምት ኣሎና።—ፊል 2:3, 4።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ