ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሓምለ ገጽ 4
  • የሆዋ፡ ኣምላኽ ፍትሒ እዩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ፡ ኣምላኽ ፍትሒ እዩ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣቤሴሎም ብትዕቢት ዓለወ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ርእሰ ፍትወት ኣምኖን ሓዘን ኣስዓበ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • መስዋእቲ ተቕርብ ዲኻ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ሓገዝ ንምርካብ ኣብ የሆዋ ተወከል
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሓምለ ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሆዋ፡ ኣምላኽ ፍትሒ እዩ

የሆዋ ነቲ ጊብዖናውያን ዘጋጠሞም ግፍዒ ኣይረስዖን (2ሳሙ 21:1, 2)

ዕዳ ደም ሳኦልን ቤቱን ብብሩርን ብወርቅን ዚከሓስ ኣይኰነን (ዘሁ 35:31, 33፣ 2ሳሙ 21:3, 4)

ሸውዓተ ዘርኢ ሳኦል ምእንቲ ፍትሒ ተቐቲሎም (2ሳሙ 21:5, 6፣ it-1 932 ¶1)

መስጐጕትን ማእሰርትን እተጻወሩ፡እተፈላለየ ዕድመን ዜግነትን ድሕረ ባይታን ዘለዎም ናይ የሆዋ መሰኻኽር።

ኣደዳ ግፍዒ ኽንከውን ከለና፡ ሮሜ 12:19-21 እትሕግዘና ብኸመይ እያ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ