ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሓምለ ገጽ 16
  • ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ብኸመይ ከም እትጥቀመሉ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ብኸመይ ከም እትጥቀመሉ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ብኸመይ ከም እትጥቀመሉ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ብትራክትታት ጌርካ ብኸመይ ዝርርብ ከም እትጅምር
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣቀራርባ መጽሔት ኣዳሉ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሓምለ ገጽ 16
ስእልታት፦ 1. ሓንቲ ሓብትን ሰብኣያን “ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!” ዘርእስታ ብሮሹር ገይሮም ንሓንቲ ሰበይቲ ኣብ ገዛኣ የዘራርብዋ። 2. እታ ሓብቲ “ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!” ብሮሹር ተጠቒማ ኣብ መንጎ ሰሙን ኣብ ዘሎ ኣኼባ ኽፍሊ ተቕርብ።

ክርስትያናዊ ህይወት

ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ብኸመይ ከም እትጥቀመሉ

ኣሕዋትና ነዚ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ንምድላው ብትግሃት ይዓይዩ እዮም፣ ብዙሓት ኣስፋሕቲ ድማ ነዚ ኣብ ክሎም ውጽኢታዊ ዀይኑ ረኺቦምዎ እዮም። እንተዀነ ግና፡ ኣብ እተፈላለየ ቦታታት ዘሎ ዅነታት ስለ ዚፈላለ፡ ኣስፋሕቲ ኣብ ክሎም ምስ ዘለዉ ሰባት ብዚሰማማዕ መገዲ ኣብ ኣገልግሎቶም ካብዚ እተፈልየ ኣቀራርባን እተፈልየ ርእሰ ነገርን ኪጥቀሙ ይኽእሉ እዮም። ልክዕ እዩ፡ ኵላትና ነቲ ንፍሉይ ወፈራ እተዋህበ ዝዀነ ይኹን መምርሒ ኽንስዕቦ ኣሎና። ሸቶና ነቲ የሱስ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ክንሰብኽ ዝሃበና መዝነት ምፍጻም እዩ።—ማቴ 24:14።

ኣስፋሕቲ ናይ ተምሃራይ ክፍሊ ኣብ ዜቕርቡሉ እዋን ነቲ ኣብ ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን ዘሎ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ኪመያየጥሉ ኣለዎም። ይኹን እምበር፡ እተፈልየ መምርሒ እንተ ዘይተዋሂቡ፡ ኣብ ክሎም ውጽኢታዊ ኪኸውን ዚኽእል ሕቶ፡ ጥቕሲ፡ ንዚቕጽል ዚኸውን ካልእ ሓሳባት፡ ወይ ኣቀራርባ ኺመርጹ ይኽእሉ እዮም። እዚ ነቲ ኣብ ደብተር ኣኼባ ሰነ 2020 ገጽ 8 ዝወጸ መምርሒ ዚትክእ እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ