●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ
ሕቶ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ሎሚ እውን ጠቓሚ ድዩ፧
ጥቕሲ፦ 2ጢሞ 3:16
ንዚቕጽል፦ መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧
○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
ሕቶ፦ መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧
ጥቕሲ፦ ማቴ 6:10
ንዚቕጽል፦ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ክትገብር እያ፧
○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
ሕቶ፦ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ክትገብር እያ፧
ጥቕሲ፦ ዳን 2:44
ንዚቕጽል፦ እዚ ኣብ ልዕሊ ምድሪ እንታይ ጽልዋ ኺህልዎ እዩ፧