ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ጥሪ ገጽ 2
  • 1-7 ጥሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 1-7 ጥሪ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ጥሪ ገጽ 2

1-7 ጥሪ

ማቴዎስ 1-3

  • መዝሙር 14ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “መንግስተ ሰማያት ቀሪባ ኣላ”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ ማቴዎስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • ማቴ 3:1, 2—ዮሃንስ መጥምቕ፡ ናይ መጻኢ ገዛኢ እታ ሰማያዊት መንግስቲ ዚመጸሉ ግዜ ምቕራቡ ሰበኸ (“እናሰበኸ፡” “መንግስቲ፡” “መንግስተ ሰማያት፡” “ቀሪባ ኣላ” nwtstya፡ ነጥብታት መጽናዕቲ ኣብ ማቴ 3:1, 2)

    • ማቴ 3:4—ዮሃንስ መጥምቕ፡ ምሉእ ብምሉእ ውፉይ ኰይኑ ፍቓድ ኣምላኽ ብምግባር፡ ቀሊል ናብራ ይነብር ነበረ (“ክዳንን ትርኢትን ዮሃንስ መጥምቕ፡” “ኣንበጣ፡” “መዓር በረኻ” nwtsty፡ ሚድያ ኣብ ማቴ 3:4)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማቴ 1:3—ኣብቲ ደቂ ተባዕትዮ ጥራይ እተዘርዘሩሉ ወለዶ ዝሓዘ ጸብጻብ ማቴዎስ፡ ሓሙሽተ ኣንስቲ እተወሰኻ ስለምንታይ እየን፧(“ታማር” nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ ኣብ ማቴ 1:3)

    • ማቴ 3:11—ጥምቀት ምሉእ ብምሉእ ኣብ ማይ ምጥሓል ከም ዜጠቓልል ብኸመይ ንፈልጥ፧ (“አጥምቐኩም ኣለኹ” nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ ኣብ ማቴ 3:11)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማቴ 1:1-17

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ርአ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 41-42 ¶6-7

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 72

  • ዓመታዊ ጸብጻብ ኣገልግሎት፦ (15 ደቒቕ) ብሽማግለ ዚቐርብ መደረ። ካብ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር እተላእከ ደብዳበ ዓመታዊ ጸብጻብ ኣገልግሎት ምስ ኣንበብካ፡ ዓሚ ኣብ ኣገልግሎት ፍሉይ ተመክሮ ንዝረኸቡ ኣቐዲምካ ዝሓረኻዮም ኣስፋሕቲ ቓለ መጠይቕ ግበረሎም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 6 ሕ.ጽ. 1-7፡ “2ይ ክፋል—​ስብከት መንግስቲ ኣምላኽ—​ነቲ ብስራት ኣብ ብዘላ ዓለም ምዝርጋሕ”

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 64ን ጸሎትን

a እዚ ሕታም እዚ ብትግርኛ ኣይርከብን እዩ። ኰይኑ ግና፡ ነቲ ነጥብታት መጽናዕቲ ኣብ መወከሲታት ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን (mwbr) ክትረኽቦ ትኽእል ኢኻ። (ኣብ jw.org/ti ኣቲኻ፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ደብተራት ኣኼባ ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ