ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ጥሪ ገጽ 2
  • “መንግስተ ሰማያት ቀሪባ ኣላ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “መንግስተ ሰማያት ቀሪባ ኣላ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዓይንኻ ጥዕይቲ ድያ፧
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ቀሊል ናብራ ምንባር ንኣምላኽ ክንውድሶ ይሕግዘና
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ትፈልጥዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • ጥዕይቲ ዓይኒ ትሃልኻ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2004
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ጥሪ ገጽ 2

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማቴዎስ 1-3

“መንግስተ ሰማያት ቀሪባ ኣላ”

3:4

  • ዮሃንስ መጥምቕ

    ክዳውንትን ትርኢትን ዮሃንስ፡ ምሉእ ብምሉእ ውፉይ ኰይኑ ፍቓድ ኣምላኽ ብምግባር፡ ቀሊል ናብራ ኸም ዚነብር ዜርኢ እዩ ነይሩ

  • ዮሃንስ፡ ብዛዕባ ምምጻእ የሱስ ኣቐዲሙ ኺሕብር ፍሉይ መሰል ነይርዎ፣ እዚ ድማ ካብ ዝኸፈሎ ዝዀነ ይኹን መስዋእቲ ዚበልጽ እዩ ነይሩ

ቀሊል ናብራ ምንባር፡ ኣብ ኣገልግሎት ኣምላኽ ብዙሕ ክንዓይን ብዙሕ ዕግበት ክንረክብን ይሕግዘና እዩ። ከምዚ ዚስዕብ ብምግባር ናብራኻ ኸተቕልል ትኽእል ኢኻ፦

  • ብሓቂ ዜድልየካ ፍለጥ

  • ዘየድሊ ወጻኢታት ነኪ

  • ኪኸውን ዚኽእል ባጀት ኣዳሉ

  • ዘይትጥቀመሉ ነገር ኣወግድ

  • ዕዳኻ ኽፈል

  • ዓለማዊ ስራሕካ ነኪ

መዓር በረኻን ኣንበጣን

ዮሃንስ፡ ኣንበጣን መዓር በረኻን ይምገብ ነበረ

ቀሊል ናብራ ምንባር፡ ነየናይ ሸቶይ ክስዕብ እዩ ዚሕግዘኒ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ