ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሕዳር ገጽ 3
  • “ሃቡ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ሃቡ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ስለቲ ፍቕርኹም ንየሆዋ ነመስግኖ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • “ኣዋህሊልካ ኣቐምጥ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ዋጋ እተን “ክልተ ሰናቲም”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ‘ንየሆዋ ዚውሃብ ኣብ ኢድና ዘሎ ህያብ’
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሕዳር ገጽ 3
ሓንቲ ብዕድመ ዝደፍአት ሓብቲ ታብለት ተጠቒማ ብኢንተርነት ወፈያ ትገብር። ስእልታት፦ ወፈያና ዚውዕለሉ እተፈላለየ መዳይ። 1. ኣብ ቤት-ኤል ዘሎ ሕትመት። 2. ቲኦክራስያዊ ኣብያት ትምህርቲ። 3. ብግህዶ ዚግበር ምስክርነት። 4. ፕሮጀክትታት ህንጸት።

ክርስትያናዊ ህይወት

“ሃቡ”

የሱስ ልግሲ ተመሓላላፊ ምዃኑ ሓቢሩ እዩ። (ሉቃ 6:38) ከመይሲ፡ ለጋስ እንተ ዄንካ፡ ኣሕዋትካን ኣሓትካን ለዋሃትን ለጋሳትን ኪዀኑ ይድረኹ እዮም።

ብሓጐስ ምሃብ ክፍሊ ኣምልኾና እዩ። የሆዋ ነቶም ሓገዝ ዜድልዮም ክርስትያናት ብጾቶም ዚልግሱ የስተብህለሎም እዩ፣ ዓስቦም ከም ዚህቦም ከኣ ቃል ኣትዩ እዩ።—ምሳ 19:17።

ነታ ስለቲ ልግስኹም ነመስግነኩም ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ወፈያኻ ኣሕዋትካን ኣሓትካን ንምድጋፍ ዚውዕል ብኸመይ እዩ፧

  • መጠኑ ብዘየገድስ ብቐጻሊ ኽንህብ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧—ነታ ኣብ jw.org እትርከብ “ተረፍ ገሊኦም፡ ንጐደሎ ኻልኦት ይምልእ” ዘርእስታ ዓንቀጽ እውን ርአ።

ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ኢንተርነት እውን ርአ

ዕዮ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንምድጋፍ፡ ብፍታው ወፈያ ኽትገብር እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧ ነቲ ኣብ ቀንዲ ገጽ JW ላብረሪ ኣፕሊኬሽን (JW Library® app) ኣብ ታሕቲ ዚርከብ “ወፈያታት” ዚብል ሊንክ ጠውቕ። ኣብ ሓያሎ ሃገራት ንናይ የሆዋ መሰኻኽር ዚግበር ወፈያ—ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት ናብ ዚብል ሰነድ ዚወስድ “ሕቶታት” ዚብል ሊንክ ኣሎ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ