ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 መጋቢት ገጽ 11
  • መዓልታዊ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብብ፡ ጥበብ ከኣ ድለ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መዓልታዊ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብብ፡ ጥበብ ከኣ ድለ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብ የሆዋ ኸም እንውከል ዜርኢ ውሳነታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
    መደብ ኣኼባ ወረዳ 2025-2026—ምስ ሓላው ወረዳ
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
    መደብ ኣኼባ ወረዳ 2025-2026—ምስ ተወካሊ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር
  • ግስጋሰኻ መዝግብ
    ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 መጋቢት ገጽ 11

ክርስትያናዊ ህይወት

መዓልታዊ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብብ፡ ጥበብ ከኣ ድለ

ኣምላኻዊት ጥበብ ከም ሕቡእ መዝገብ ክብርቲ እያ። (ምሳ 2:1-6) ጥበብ ኣስተውዓልቲ ኽንከውንን ጽቡቕ ውሳነታት ክንገብርን ትሕግዘና እያ። ተዕቑበናን ትሕልወናን እያ። ስለዚ፡ “ልዕሊ ዅሉ ኣገዳሲት ነገር እያ።” (ምሳ 4:5-7) ነቲ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዘሎ ሕቡእ መንፈሳዊ መዛግብቲ ምእንቲ ኽንረኽቦ ምዅዓት፡ ጻዕሪ ይሓትት እዩ። እምበኣር፡ “መዓልትን ለይትን፡” ማለት ኵሉ ሳዕ ቃል ኣምላኽ ብምንባብ ክንጅምር ንኽእል ኢና። (እያ 1:8) ቃል ኣምላኽ ብስሩዕ ከነንብብን ከነስተርማቕሮን ኪሕግዘና ዚኽእል ገለ ርእይቶታት ርአ።

ነታ መንእሰያት ንቓል ኣምላኽ ፍቕሪ የሕድሩ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

እዞም መንእሰያት መዓልታዊ መጽሓፍ ቅዱስ ኬንብቡ በዳሂ ዝዀኖም እንታይ እዩ፧ እንታይከ ሓጊዝዎም፧

  • “መንእሰያት ንቓል ኣምላኽ ፍቕሪ የሕድሩ” ኻብ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። መላኒ።

    መላኒ

  • “መንእሰያት ንቓል ኣምላኽ ፍቕሪ የሕድሩ” ኻብ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። ሳሙኤል።

    ሳሙኤል

  • “መንእሰያት ንቓል ኣምላኽ ፍቕሪ የሕድሩ” ኻብ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። ሰሊን።

    ሰሊን

  • “መንእሰያት ንቓል ኣምላኽ ፍቕሪ የሕድሩ” ኻብ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። ራፋኤሎ።

    ራፋኤሎ

መደብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱሰይ፦

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ