ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ግንቦት ገጽ 10
  • ምትእኽኻብ ንዓና ጽቡቕ እዩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምትእኽኻብ ንዓና ጽቡቕ እዩ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ነታ ምድሪ ብጥበብ መቓቐላ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ነቲ ኽቡር ውርሻኻ ተኸላኸለሉ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ኣብ እዋን ጭንቂ ምንጪ ምትብባዕ ኩን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • የሆዋ ንህዝቡ ይፈልዮ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ግንቦት ገጽ 10

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ምትእኽኻብ ንዓና ጽቡቕ እዩ

ህዝቅያስ ኣብ ዮሩሳሌም ዓብዪ ፋስጋ ኺብዓል ምድላው ገይሩ (2ዜና 30:1፣ it-1 1103 ¶2)

ተቓውሞ እናሃለወ ኽነሱ፡ ብዙሓት ሰባት ኣብቲ ብዓል ተኣኪቦም (2ዜና 30:10, 11, 13፣ it-1 1103 ¶3)

ንሳቶም ብዙሕ ተሓጒሶም፡ ንየሆዋ ኼገልግልዎ ድማ ተደሪኾም (2ዜና 30:25–31:1፣ it-1 1103 ¶4-5)

ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ፡ ክልተ ኣሓት ብታሕጓስ ይተሓቛቈፋ። ኵሎም ተኣከብቲ ማስክ ገይሮም።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ጸገማት እናሃለወ ኽነሱ፡ ኣብ ኣኼባታትን ኣብ ዓበይቲ ኣኼባታትን ብኣካል ብምእካበይ ብኸመይ ተጠቒመ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ