ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ግንቦት ገጽ 15
  • ዝርርብ ብምጅማር ተሓጐስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዝርርብ ብምጅማር ተሓጐስ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብ የሆዋ ኸም እንውከል ዜርኢ ውሳነታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
    መደብ ኣኼባ ወረዳ 2025-2026—ምስ ሓላው ወረዳ
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
    መደብ ኣኼባ ወረዳ 2025-2026—ምስ ተወካሊ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር
  • “ዘንቀዱ” ነቲ መልእኽቲ ኪቕበልዎ እዮም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2025
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ግንቦት ገጽ 15

ክርስትያናዊ ህይወት

ዝርርብ ብምጅማር ተሓጐስ

ብዘይወግዓዊ መገዲ ምስክርነት ምሃብ፡ ሓደ ኻብቲ ኣዝዩ ዜሐጕስን ውጽኢታዊ መገድን እዩ። ቅዱስ ጽሑፋዊ ሓሳብ ብኸመይ ከም እነካፍል ጥራይ ንሓስብ እንተ ደኣ ኴንና፡ ዝርርብ ንምጅማር የፍርሃና ይኸውን። ምስክርነት ንምሃብ እንታይ ከም እትብል ኣመና ኣብ ክንዲ እተጭነቕ፡ ብሕታዊ ተገዳስነት ኣብ ምርኣይ ኣተኵር። (ማቴ 22:39፣ ፊል 2:4) ኣብ እዋን ዝርርብ ብዛዕባ እምነትካ ኽትገልጽ ኣጋጣሚ እንተ ረኺብካ፡ ኪሕግዘካ ዚኽእል ብዙሕ ናውቲ ኣሎ።

እዚ ዚስዕብ ናውቲ፡ ኣብ እዋን ዝርርብ ምስክርነት ንምሃብ ኪሕግዘካ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧

ኣድራሻ ካርድ JW.ORG።
ሕላገት jw.org።
ስእልት፦ እተፈላለየ ዓይነት ትራክትታት። 1. “መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ” 2. “ንመጻኢ ብኸመይ ኢኻ እትርእዮ፧” 3. “መፍትሕ ሓጐስ ስድራ ቤት እንታይ እዩ፧” 4. “ንዓለም ዚቈጻጸራ ዘሎ መን እዩ፧” 5. “መከራ የኽትም ደዀን ይኸውን፧” 6. “ምዉታት ኪትንስኡ ድዮም፧” 7. “መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧” 8. “ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት ኣበይ መልሲ ኽንረኽበሉ ንኽእል፧”

ነታ ‘ሓጺን ንሓጺን ይስሕሎ’—ዝርርብ ምጅማር፡ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዛ እትስዕብ ሕቶ መልሳ፦

ናይ ምዝራብ ክእለትና ንምምሕያሽ፡ እንታይ ሰለስተ ስጕምቲ ኺሕግዘና ይኽእል፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ